ኣብ ሃገረ ኒዊዚላንድ፡ ሓንቲ ሕዱር ሕማም ዝነበራ ዓባይ ሰበይቲ፡ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ፡ ከምዝሞተት ተገሊጹ። በዚ ድማ፡ እዛ...
ኣህጉራዊ ዜና
መዓርፎ ነፈርቲ ካቡል፡ ናይ ህጹጽ እዋን ረድኤት ሒዘን ንዝመጻ ነፈርቲ ንምቕባል ከም እተኸፍተን ሲቪላዊ ኣገልግሎት ምሃብ ከም...
ኬንያ፡ ኣብታ ሃገር ብስፍሓቱ ዝለዓለ እተባህለሉ ምቚጻር ኲሎም እንስሳ ዘገዳም ተሳልጥ ኣላ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
ክፍሊ ፍትሒ ኣሜሪካን ካልኦት ሰብመዚን ነቲ ኣብ 11 መስከረም 2001፡ ኣብታ ሃገር እተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝምልከት...
ኣብ ቡርኪና ፋሶ፡ ሽዱሽተ ዘይሕጋውያን ዓደንቲ: ናብ ጎዳጒዲ መዐደኒ ወርቂ ድሕሪ ምእታዎም፤ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ምፍራስ ናይቲ ጉድጓድ:...
ኣብ 2006: ፕሉቶ: ካብ ዝርዝር ፕላቴትነት ወጺኣ “ድንኪ ፕላኔት” ክትበሃል ካብ ዝውሰን ንደሓር: ቊጽሪ ፕላኔታት ጸሓያዊ ስርዓት...
ህቡን ህንዳዊ ተዋሳኣይ ቦሊዉድ: ነስረዲን ሻህ: ንምምላስ ጣሊባን ናብ ከተማ ካቡል ኣመልኪቶም ንዝደገፉ ህንዳውያን ኣስላም ብትሪ ነቒፉ።...
ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ቨኒስ እተአኽቡ ኣፍቀርቲ ሲነማ: ነታ ብፔድሮ ኣልሞዶቫር እተኣልየት Parallel Mothers ዘርእስታ ፊልም: እተገብረላ መእተዊ...
መንግስቲ ፖላንድ፤ ኣብ ክልተ ምስ ዶብ ቤላሩስ ዘዳውብዋ ከባቢታት፤ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ ንኸተኣታቱ ንፕረዚደንት እታ ሃገር...