ኣብ ስራሕ ዝዋፈሩ ኣረጋውያን ፊንላንድ ምስ ካልኦት ሃገራት ኖርዲክ ብምውድዳር ዝወሓዱ ምምባሮም፡ እንተኾነ ግና ኣብ ቀረባ እዋን...
ኣህጉራዊ ዜና
ዋጋ ባጤራ ኖርወይ ክሮነር ኣብ መወዳእታ በዓል ፋሲካ ምንቊልቋል ኣርእዩ። እቲ ናይ መወዳእታ ምንቁልቋል ትማሊ ሰኑይ ፋይናንሳዊ...
ስታቲስቲክስ ፊንላንድ ዝሓለፈ ብሓሙስ ኣብ ዝሃቦ ጸብጻብ፡ ዋጋታት ዝኣረገ ኣባይቲ ኣብ ኩባንያታት ኣባይቲ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ...
ሩስያ ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ፊንላንድእታ ዝዓበየት ሓደጋ ኮይና ትቕጽል ከምዘላ ኣገልግሎት ጸጥታን ስለያን ፊንላንድ (ሱፖ) ሓቢሩ። ሱፖ...
ካቢነ ሚኒስተራት ጃፓን እታ ሃገር ምስ ዓባይ ብሪጣንያን ኢጣልያን ብሓባር እተማዕብለን ዘላ ሓደስቲ ነፈርቲ ውግእ ንሰደድ ክውዕላ...
ጽምዋ ኣብ ኩሉ ክፋላት ማሕበረሰብ–ዲሞግራፊ– ስፍሕ ዝበለ ጉዳይ እናኾነ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መንእሰያት ብፍላይ ተቓላዕቲ ይኾኑ...
ብጸረ እስልምናዊ መርገጺኡ ዝፍለጥ ሆላንዳዊ ህዝባዊ መራሒ ጌርት ዊልደርስ፡ ዋላ’ኳ ሰልፉ ኣብ ምርጫ 2023 ኣንጸባራቒ ዓወት እንተመዝገበት፡...
ኣብ ፊንላንድ ንኽልተ ሰሙን ዝቐጸለ ፖለቲካዊ ኣድማ፡ ኣብ ወደባትን ባቡርን እታ ሃገር ጽዕነት ትራፊክ ደው ክብል ኣብ...
ምስ ጽንብል ምብዓል ባንዴራ ነቶ ማዕረ ማዕረ ሎሚ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ኔቶ ባንዴራ...
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቓዛ ህጻናት ብጥምየት ይሞቱ ከምዘለዉ ሓላፊ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓቢሩ። ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ እቲ ትካል...