ኣብ ከተማ ኡብቪድንግ (Uppvidinge) ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ሽውዓተ ሰባት ድሕሪ ብበርቒ ምውቕዖም ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱ ፖሊስ እዛ...
ሓደጋ
ሎሚ ሮቡዕ ኣብ ሊቢያ ከተማ ትሩቡሊ ዝርከብ መዕቕቢ ሰደተኛታት ዝተካየደ ደብዳብ ነፈርቲ ብዙሓት ስደተኛታት ግዳይ ሞትን ሞቕሰልትን...
ኣብ በናና ጸሊም ነጥቢ ወይ መለግለግ ዝብል ነገር ክሪኡ ከለዉ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ዝዀነ ዝመስሎም ውሑዳት ኣይኰኑን።ይኹን...
ብርክት ዝበሉ ፖሊስ ከተማ ማልሞ ድሕሪ ኣቲ ናይ ሓደጋ መፈራረሒ ዝሓዘለ መልእክቲ ምርካቦም ኣብ ወዋፈሪ ባቡር ከተማ...
ብ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ኮፐን ሃገን ርእሰ ከተማ ደንማርክ ክልተ ዘግነት ሽወደን ዘለዎም ሰባት ተቀቲሎም ክብል...
ኣብ ከተማ ኦረብሮ ዝርከብ ለይታዊት ትልሂት ዝካየደሉ ቦታ ቦንብ ከምእተፈንጀረ ፖሊስ እዛ ከተማ ኣፍሊጦም። ነዚ ምፍንጃር ሲዒቡ...
ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን Säpo ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ቊጽሪ ጥሩፋት ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ምውሳኹ ገሊጹ።...
ቀዳማይ ሚኒስተር ስቲፈን ሉፈን ገበርቲ ገበን ክቕጽዑ ምዃኖም ብምምልካት ኲሎም ዜጋታት ኣንጻር ጎነጽ ደው ክብሉ ኣተሓሳሲቡ። እዚ...
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ዝገብሮ ዳህሳስ ናርኮቲን ዝተባህለ ባእታ n ጉዲስ ወይ ከሬሜላታት ዝመስሉ ናርኮቲን ዝተብሃለ ሓሺሽ ከምዝረኸበ...
ፖሊስ ሽወደን ን ሓደ ኣብ ማእከል መዋፈሪ ባቡራት ከተማ ማልሞ ቦንባ ክፈንጅር እየ ኢሉ ዘፈራርህ ንዝነበር ሰብ...