ኣብ የመን ብዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ውሕጅን ብርክት ዝበሉ ሰባት ምሟቶም፡ ኣብ ህንጻን ትሕተ ቕርጽን እታ ሃገር ድማ...
ሓደጋ
ትማል ሰኑይ ከባቢ ሰዓት 10 ድ/ቀ ኣብ መክሲኮ ሲቲ ባብር ከተማ ብምሕምሻሻ ብውሕዱ 23 ሰባት ምሟቶምን...
ሓይልታት ፖሊስ ናይጀርያ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር፡ ኣቡጃ፡ ናይ ፈረስን ሞቶርሳይክልን ቃፍላይ ብምውፋር ነቲ ጂሃዳውያን ኣብታ...
ሓደ ብሰብ ተኣላይ ዝኾነ ሕሙም፡ ፈውሲ ዓይኒ ንኽገብር፡ ንኣላይኡ ምስ ሓተተ፡ እቲ ኣላይ፡ ካብቲ ተመዛዚ ብጌጋ መጣበቒ...
ኣብ ልዕሊ ፈለግ ዮታ (Göta River) ተዘርጊሑ ዝርከብ ሓድሽ ድልድል ዮቶቦሪ፡ ከቢድ ናይ ንድፊ ጉድለት ስለ ዝተረኽቦ፡...
ድሕሪ ሞት በዓል ቤታ: ንጉስ ጉድዊል ዝወሊትኒ: 65 ዝዕድሜኣ: ማንትፎምቢ: ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግዜያዊት መራሒት ናይቲ ዝዓበየ...
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ እስራኤል: ኣብ ሃይማኖታዊ በዓል ብሰንኪ ዘጋጠመ ጽቕጥቅጥ: ብውሕዱ 44 ሰባት ከም ዝሞቱ ተገሊጹ። ኣብዚ...
ኬንያዊት ሰራሕተኛ፡ ዳያና ሙቲስያ፡ ቅድሚ 22 ዓመታት ኣብ ኤምባሲ ኣመሪካ ናይሮቢ ብኣልቃዒዳ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝቖሰለት እያ። ኣብቲ...
ትማሊ ሮቡዕ፡ ካብ ገማግም ትሪፖሊ፡ ሊብያ፡ ከምዝተበገሳ ዝንገረለን፡ ሓንቲ፡ 130 ሰባት ዝጸዓነት ናይ ጎማ ጃልባ፡ ሓንቲ፡ 40...
ንሃገረ ጫድ፡ ን 30 ዓመታት ዝመርሐ፡ እድሪስ ደብዒ ዝተፈላለዩ ዕጡቓት ጒጅለታት ክቃለስ ምጽንሑን ነዚ ንምስላጥ ካብ ቦታ...