ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ክሳለጥ ሓደ ወርሒ ጥራይ ተሪፉሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ፖለቲከኛታት ኣብ ዝህብዎ ቃል ኣዝዮም ጥንቁቓት...
ሃገራዊ ዜና
ካብ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣጽዋር ምግዛእን ናብ ዩክሬይን ምሻጥን ብዝምልከት፡ መንግስቲ ነቲ ብኔቶ ዝቐረበ እማመ ክሰምዕ ከም ዝግባእ፡...
ሰልፊ ሊበራል፡ ኣብ ስልጣን ንዘሎ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝነበራ ደገፍ ብምጥንጣን፡ ነቲ ብ ኡልፍ ክሪስተርሰን ዝምራሕ ዓቃባዊ ሞደራትና...
ብምኽንያት ልዑል ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ፡ ከምኡውን ጸዓት ብዕደላ (ራሽን) ክኸውን ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት፡ ኣብ ኖርወይ ዝርከባ...
ኣብ ኖርወይ፡ ካብ ዓሰርተ ተመሃሮ እቲ ሓደ ብ ዝንቡዕ ልማድ ኣመጋግባ ከም ዝሳቐ፡ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ብዘይካዚ፡ 16–19...
ኣብ ሽወደን እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጒዳይ፡ ቀጻልነት ዘለዎ ሕብረተሰብ ምህናጽን ሸቶታት ክሊማ ምዕዋትን እዩ፡ ክብል ኣባል ሓምላይ...
ናይ ንግድ መስርሕ ዝዘርጒ ነግራማት ዓማዊል ንምእጋድ ዝውዕል ሕጊ፡ ሳሕቲ ጥራይ ኣብ ግብሪ ይውዕል ምህላዉ፡ ሓደ ናይ...
ኣብ ደቡባዊ ኖርወይ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት፡ ክሳብ ናይ 200 ሚልዮን ክሮና ኖርወይ ተወሳኪ ወጻኢ ጸዓት ኤለትሪክ ምግባሮም ተፈሊጡ።...
ኣብ ኖርወይ፡ ኣእምሮኣዊ ምዝንባል ንምዕጋስ ከኒናታት ዝወስዱ ሰባት፡ ቊጽሮም እናወሰኸ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 124,000...
ካብ ዮተበሪ ንደቡብ ዝርከብ E6 ሞቶርወይ፡ ትማል ሰሉስ ዳግማይ ተኸፊቱ’ሎ። እቲ ሞተርወይ፡ ብሰንኪ ኣብ ቀረባ ርሕቀት ኣብ...