ሽወደን ፕረሲደንት ቆንስል ኣውሮጳዊ ሕብረት ኮይና ኣብ እትመርሓሉ ዘላ እዋን፡ ኣብ ዝመጽእ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ፖለቲከኛታትን ሲቪላዊ ሰራሕተኛታትን...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ሽወደን ገለ ግዱድ ሲቪላዊ ኣገልግሎት ክተኣታቶ ከም ዝኽእል ተገሊጹ። እዚ ኣገልግሎት፡ ኣብ መድሕን ፡ ክንክን ጥዕናን...
ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ፡ ከምኡውን ን ግብረሽበራውያን ጒጅለታት ዝግበር ፋይናንሳዊ ሓገዛት ንምዕጋት ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝወጸ ተረርቲ ሕጊታት፡ ኣብዚ...
ኤጀንሲ ስደተኛታት፡ ኣብ ሽወደን ትምህርቶም ዝከታተሉ ኣህጒራውያን ተመሃሮ ምስ ፍቓድ መንበሪ ብዝተሓሓዝ ዝፍጽምዎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ንምውጋድ፡ ምስ...
ሽወደን ናብ ቻይና ብዛዕባ ዝግበር ጒዕዞ ኣመልኪታ፡ ኣኼባ ኣውሮጳዊ ሕብረት ጸዊዓ። ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ናብ ቻይና ንዝጎዓዙ ሰባት ...
ኣብ ሽወደን ትምህርቶም ኣብ ምክትታል ዝርከቡ ኣህጒራውያን ተመሃሮ፡ ን ቪዛ ኣብ ዘይግቡእ መዓላ የውዕልዎ ምህላዎም ብ ኤጀንሲ...
ሩስያ ትሕተ-ቕርጺን ሞራልን ህዝቢ ዩክሬይን ንምስባር፡ ተወሳኺ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ንምክያድ ውጥን ከም ዘለዋ ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር...
ኣብ ኖርወይ፡ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ምንቊልቋል ቊጠባ ከጋጥም ከም ዝኽእል፡ እንተኾነ ግና እዚ ዝኽሰት ድሕሪ ሓያል ዕቤት...
ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፡ ኣብ ሽወደን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ኣስታት 4000 ዝኾኑ ሰባት ፍቓድ ስራሕ ይሓቱ...
ሎሚ ንግሆ፡ ኣብ ስቶክሆልም ኣብ መእተዊ ብሎክ ግርምስታን ኣጋርሞሰን ክልተ ምፍንጃራት ከም ዘጋጠመ ተገሊጹ። በዚ ምፍንጃር ዝተጎድአ...