ሓድሽ ፕረዚደንት ባንክ ሽወደን ባንኩ ካብ ኩሉ ጠርጠራታት ምጥፍፋእ ሓራ ክትከውን ከም ዝግባኣ ኣብ ኣኼባ ቦርድ ኣፍሊጡ።...
ሃገራዊ ዜና
ምሕደራ መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ጌጋታቱ ክኣሊን ምትዕርራይ ክገብርን ካብ 700 ዝኣኽሉ ሰራሕተኛታቱ ብደብዳበ ጸቕጢ ከም እተገብረሉ መደበር...
ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም’ውን እቲ ካልኣይ ኣብዚ ተርታ እተመደበ ትካል ኮይኑ’ሎ። ኣብ ተርታ 1000 ዩኒቨርሲታት ከኣ 8 ዩኒቨራሲታት ኣትየን...
“ህጻናት ኣድሕን” ዝተባህለ ትካል መንግስቲ ሽወደን ኣብ ሶርያ ንዝርከቡ ስድራቤት ዕጡቓት ክመልስ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እዚ ትካል ኣብ...
ውሳነ ፍርዲ መስራቲ መርበብ ሓበሬታ ” ስታንድ ፎር ሽወደን” ተናዊሑ። እዚ መርበብ ሓበሬታ ዓሌታዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ጽሑፋን...
ምምሕዳር ሶልቨስቦርይ (Sölvesborg) ኣብ ሽውደን ልመና ዝኸልከለት ሳልሰይቲ ከተማ ተባሂላ። ከተማ Sölvesborg ካብ ባሕቲ ሓምለ ዝጅምር እገዳ...
ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን Säpo ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ቊጽሪ ጥሩፋት ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ምውሳኹ ገሊጹ።...
ልዑል መሸጣ ክዳውንቲ H&M ዓመታዊ ኣታዊኡ ኣብ ዝገብሮ ገምጋም ኣትራፊ ሙኻኑ ተሓባሩ። ኣብ ራብዓይ ፊስካላዊ ዓመት መሸጣ...
ኣፕሳላ ኣብ ምቅላስ ምልዋጥ ክሊማ ካብ ከተማታት ሽወደን እታ ዝበለጸት ተባሂላ’ላ። ስዒበን ከተማታት ሱንድቫልን ክሪስታንድሳትን ተሰሪዐን ኣለዋ።...
ሰብመዚ ኣኽባር ሕጊ ሽውደን ኣባላት ዳዕሽ ብዝኾኑን ኣብ ሶርያን ዒራቕን ከቲቶም ብዝጸንሑ ሽወደናውያን ሰብ ብረት ኣብ ልዕሊ...