እዞም ሓሙሽተ ሰብኡት ኣብ መጻብብ ኦረሱንድ ንእትርከብ ቪን ዝተባህለት ደሴት እናተጠቕሙ እዮም ዕጸፋርስ ከሳግሩ ተታሒዞም። እቶም ክልተ...
ሃገራዊ ዜና
50 ዝኾና ዝኾና ግላዊ ክሊኒካት ስኒ ቀረጽ ካብ ምኽፋል ክሃድማ ምጽንሐንን ብስም ዘየለዉ ሰባት ማሕበራዊ ጥቕሚ ክግሕጣ...
ኣብ ከተማ ኡብቪድንግ (Uppvidinge) ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ሽውዓተ ሰባት ድሕሪ ብበርቒ ምውቕዖም ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱ ፖሊስ እዛ...
ድሕሪ እዚ ከቢድ ዝናብ ኣብ ዝበዝሕ ከባቢ ሽወደን ሲጋብ 25 ዲግሪ ሰንትግረድ ዝበጽሕ ሙቐት ከምዝህሉ ኣገልግሎት መትሮሎጂ...
ነዚ ገበነኛ ናብ ዓዱ ምስትላም ምስ ውዕል ኣውሮጳን ሕጊ ምስትላምን ዝጋጮ ብምዃኑ ኣሕሊፈ ኣይህብን እየ ክብል ላዕለዋይ...
ጥዕና ከባቢ ንምሕላው ሰባት ኣብ ክንዲ መኪና ወይ ነፋሪት ዝጥቀሙ ብባቡር ክጓዓዙ ንምትብባዕ መንግስቲ ሽወደን ናብ ኣውሮጳ...
ሽወደናዊ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ካብ ዝእሰር 18 ዓመታት መሊኡ’ሎ። ዓሚ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ናይ ሰላም ውዕል...
ሽወደን ንፕላስቲክ ምስክር ወረቐት ምዝዋር መኪና ናብ ኤለክትሮኒክ ንምቕያር ትሓስብ። ሽወደን ንፕላስቲክ ምስክር ወረቐት ምዝዋር መኪና ብመንገዲ...
ማእከላት ምልጋስ ደም ሽወደን ኣብ እዋን ሓጋይ ዋሕዲ ለገስቲ ደም ከም ዘጋጠመንን ኣዚ ድማ ኣብ ዓይነት ደማት...
ብመስረት መጽናዕቲ ስቨኒስካ ዳግ ብላደት ብዝሒ ንከትማ ስቶኮልም ገዲፎም ኣብ ካልእ ቦታታት ዝነብሩ ሰባት ኣብ ዝሓለፈ 10...