ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ከምዝሓበሮ ዓመታዊ ስጋብ 21000 ሽሕ ዝኣኽሉ ስደኛታት ከምዝቕበልን እዚ ድማ ንጽቕጽል ክልተ ዓመታት ብኸምኡ...
ሃገራዊ ዜና
ሬድዮ ሽወደን ሎሚ ንግሆ ኣብ ዝፈነውቶ ዜና ዜግነት ናይ ሸወደን ንምርካብ ኣብ ተራ 2ዓመትን ፈረቃን ምጽባይ ከምዘድልይ...
ብምኽንያት ዓመታዊ ዕረፍቲ ነርስታት ካብ ሆስፒታላት ብምብኳሮም ሆስፒታላት ሽወደን ብሕጽረት ነርስታት ኣብ ቅልውላው ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ምኽንያት...
ንወጻኢ ዝጐዓዙ ሽወደናውያን ብሕማም ኣእምሮን ስነልቦናን ይጥቅዑ ምህላዎም ሚኒስተር ንኤምባሲታት ሽወደን ብምጥቃስ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሓቢሩ። እቲ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ነበር ሚኒስተር ካርል ቢልት ንዝለፋ ትራምፕ ” ኣብ ሕጊ ሽወደን ሌላን ጒሌላን የለን”...
ኣብ ሽወደን ማዕበል ሙቐት ንዝያዳ መዓልታት ክቕጽልን ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ተኽእሎ ባርዕ ክኽሰት ዝለስኽእል ዝይዳ ጥንቃቐ ክግበር...
“ኣብ እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣምሳያ ካሕሳ መካይኲም ክንህግረን ኢና” ዝብል መልእኽቲ ዘለዎ ደብዳቤ ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ደብዳቤታት...
ኣመሪካዊ ተጻዋታይ ሙዚቃ ራፕ ኣሳፕ ሮኪ ጒዳዩ ብቤትፍርዲ መዓልቦ ክሳብ ዝረክብ ኣብ ቤትማሕቡስ ክጸንሕ ብቤት ፍርዲ ሽወደን...
ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኣመሪካ ካሪን ኦሎፋዶተር ነቲ ኣብ ነንጐ ኣመሪካን ሽወደንን እተኸስተ ቅልውላው ንምክትታል ዕረፍታ ወዲኣ ናብ...
ኲባንያ ሳንቪክ 2 ሽሕ ካብ ሰራሕተኛታቱ ከሰናብት እዩ ይበሃል ኣሎ። እዞም ዝሰናበቱ ሰራሕተኛታት ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ...