ኣብ ኢንተርነት ዝተዘርግሐ ሓደስቲ ስእልታት ወተሃደራዊ ተኸላ ሽወደን ንጸጥታ እታ ሃገር ኣብ ሓደጋ ከእቱ ይኽእል እዩ ክብሉ...
ሃገራዊ ዜና
ብገበን ዝተፈርዱ ዘወርቲ ታክሲ ንብዙሕ ዓመታት ታክሲ ከም ዝዝውሩ ጋዜጣ DN ጸብጺቡ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ እዚ ዝኾነሉ...
ሊባኖሳዊት ኮኾብ ሃይፋ ዋህቤ ኣብ ናይ ሎም ዓመት ፈስቲቫል ቀንዲ ዕድምቲ ክትከውን እያ። “ሽቶኣዊ ወፍሪ ብምግባር ካብ...
ዳይረክተር ስርሒታት ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ቲየሪ ቶርቪክ ምስጓጒ ከምዚኦም ዝበሉ ጒዳያት ኣዝዩ ዝወሓደ ምንባሩ ጠቒሱሎ። ብመሰረት ንሱ ዝሃቦ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉቨን ንሚኒስተር ዕዮ ዬልቫ ጆሃንሰን ኮሚሽነር ኤውሮጳዊ ሕብረት ክትከውን ሓጽዩዋ። ሓሙስ ኣብ ስቶክሆልም...
ፈጸጋ፡ ሕማም ቈርበት ኮይኑ፡ ነጠብጣብ ዝገድፍ ወይ ጽልም ዝበለ ነቝጣ ወይ ቅይሕ ዝበለ ሕበጥ ወይ ከኣ ፈሳሲ...
ብሰንበት ምሸት ኣብ ዮተበሪ 20 ዝኾኑ ማስኬራ ዝወደዩ ሰባት ንሮንዲ ፖሊስ ኣብ ሄይሲንግዝ ፓካ ኣጥቂዖ ተባሂሉ። እቶም...
ዜግነት ሽወደን ንምርካብ ዘሎ ሪጋን ናይ ምጽባይ ግዜን እናበዝሐን እናነውሐን ምምጽኡን ኣመልከትቲ ካብ ቦርድ ማይግሬሽን መልሲ ክመጾም...
ምምሕዳር ከተማ ማልም ናይ ምምሃር ጸገም ንዘለዎም ተመሃሮ ኣብ ምሕጋዝ ብምፍሻሉ 300 ሽሕ ክሮነር ክቕጻዕ ተበይንሉ። እቲ...
ኣብ ሽወደን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ መሰል ዘይብሎም ሃገር ዘይብሎም ሰባት ኣለዉ ክብል ተሌቪዥን ሽወደን ሓቢሩ’ሎ።፡ እቲ ጸብጻብ ከም...