ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ናይ ዝሓውዩ ሰባት ፕላዝማ ደም ብምውሳድ ናብ ጌና ዘይሓወዩ ሰባት ብምሃብ ንምፍዋሶም ዝተገብረ ፈተነ...
ሃገራዊ ዜና
ፓርላማ ሽወደን፡ ኣብ መወዳእታ ናይ ዓመተ 2020፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ ከጽድቕ ትጽቢት ይግበረሉ። እቲ ናብ ፓርላማ ቀሪቡ...
ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ንጉዳያት ሓተቲ ዑቕባ ዝውክሉ ዘይብቑዓት ሰባት ክኽልክል (ክነጽግ) ዘኽእል ኣገዳሲ መሰል (ውሳኔ/ፍርዲ) ካብ ላዕለዋይ ቤት...
ዝርገሐ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝሕብር (R) ትሕቲ 1.0 ምኻኑ ሓድሽ ጸብጻብ ኣሃዱ ህዝባዊ ጥዕና ሓቢሩ። እቲ መጠን...
ኣብ ምምሕዳር ኦረብሮ፡ ሊንዲስበሪ፡ ክሳብ 200 ሜትሮ ስፍሓት ዘለዎ ባርዕ ጫካ ከምተኸስተ ኣፍቶንብላደት ሓቢሩ። ኣርባዕተ መደበራት መጥፋእቲ...
ብዛዕባ ኣፍረይቲ እዚ ክታብት ዝምልከት ሽወደን እትርከበን ጉጅለ ሸውዓተ ሃገራት ክዛተያ እየን። መንግስቲ ሽወደን ኣብዚ ዘተ ክሳተፍ...
ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶባት ምስ ምኽፋቱ ካብ ሽወደን ናብ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳ ዑደት ናይ ምግባር...
ንሓደጋ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ቅሉዓት ዝኾኑ ሰባት ካብ ለበዳ ቫይረስ ፈሪሆም ንስራሕ ዘይወፈሩ ሰራሕተኛታት ከምቲ ናይ ሕማም...
መተካእታ ክፍሊት ናይቲ ብምኽንያት ሕማም ብኩራት ጎዶሎ ደሞዝ ዝተዋሃብካዮ ንኸተመልክት፥ ኣብዚ ረኣይ::
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ምስ መገሻታትን ናይ ዕረፍቲ ምንቅሳቓሳትን ተደሚሩ፣ ዳግማይ...