ኣባላት ስድራቤት ናይ ሓደ ብኮሮና ዝተለኽፈ ሕሙም፡ ኣብ ገዛ ክውሸቡ ከምዝግባእ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ኣብ...
ሃገራዊ ዜና
ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና፡ ሽወደናዊ ኩባንያ ቮልቮ፡ ን650 ሰራሕተኛታት ከምዘሰናበተ ኣፍሊጡ። ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፡ 300 ኣማኸርቲ...
ኣብ ዓመተ 2021 ተወጢኑ ዘሎ ምውሳኽ ዋጋታት ክራይ ገዛ ብዝምልከት፡ ማሕበር ተኻረይቲ፡ እቲ ውጥን ከምዘይሰማማዓሉ ዳግመ ግምት...
መንግስታዊ መርማሪ፡ ካርል ሄዝ፡ ኣብ ዝበሎ፡ ብመንገዲ ኢንተርኔት ዝዝርጋሕ ናይ ሓሶት ሓበሬታን ምስዋር ጽልኢን፡ ንዴሞክራሲ ሽወደን ብኣሉታ...
ካብ ጽባሕ ሓሙስ ዕለት 01/10/2020 ጀሚሩ፡ ናብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ፡ ምብጻሕ ክጅመርን እቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ጸኒዑ...
ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣብ ከም በዓል ቬስተርቡተን፡ ዳላርናን ስቶክሆሎምን ዝኣመሰላ ምምሕዳራት፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ይረአ...
መንግስቲ ኣብ መርመራ ምዝዋር መኪና ዝግበር ምትላል ንምዕጋት ዘኽእሎ እማመታት ሎሚ ከም እተቐበለ ተፈሊጡ። ኣብ ድሕነት ትራፊክ...
ቆጸራ ናይቶም ሕክምናዊ መጥባሕቲ ንምግባር ዝዳለዉ ዝነበሩ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ህጻናት፡ ብሰንኪ ንዓበይቲ ሰባት ቀዳምነታት ምሃብ፡ ከምዝተሰጋገረ ኣብ...
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ብመንገዲ ስዊሽ (SWISH) ዝካየደ መስርሕ ምስግጋር ገንዘብ፡ 1,098,272 ብምብጽሑ ክብረ ወሰን ምሓዙ ተፈሊጡ። እዚ ናይ...
ኣብ ቀዳሞት 6 ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት፡ ኣስታት 20,303 መምርሒ ፍቓድ መኪና ከምተመንጠለን (ከምተሳሕበ) ምስ ተመሳሳሊ እዋን ናይ...