ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት 942 ሰባት፡ ካብ ስረሖም ምስንባቶምን፡ እቶም ኣቐዲሞም ካብ ስርሖም ተሰናቢቶም ዝጸንሑ ሰባት ድማ...
ሃገራዊ ዜና
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልውላው፡ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ኣብ ማልመ ዝርከቡ ተማሃሮ ኤሰፊ (SFI)፡ ናይ ርሕቀት...
ናይ ስደተኛታት፡ ሕሉፍ ናይ ስራሕ ተመክሮታትን ብቛንቋ ሽወደን ዝውሰድዎ ስልጠናታትን፡ ስራሕ ንምርካብ ኣብ ዝኽፈቱ ዕድላት፡ ዓቢ ጽልዋ...
ብመሰረት ጸብጻብ ኤጀንሲ ምክልኻል ዕጸ-ፋርስ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ሽወደን፡ ብሰንኪ ዕጸ-ፋርስ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሮም ብተዛማዲ ዝበዝሐ ምዃኑ...
ማሕበር ኣስራሕቲ ምምሕዳራትን ምምሕዳራት ከተማን (Kommunal)፡ ነቶም ኣብ ጽላታት ኣሃዱ ጥዕና፥ ትምህርቲን ክንክን ሽማግለታትን ዝሰርሑ ኣባላት ናይ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦምቐዳማይ ክፋል እቲ ፍጻመ ልክዕ ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ። እዋኑ ሄለን ኣብ ታኼላ ሓጐስ ተሸሚማ ንዓለም ኣይትጽረኒ...
ሽወደናዊ ፕሮግራም ክታበት ህጻናት፡ ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና እውን ይሳለጥ ምህላዉ፡ ብበዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ዝቐረበ ትንታነ ሓቢሩ።...
ብሓሶት ዘመድካ ምሟቱ ምሕባር ወይ ግዒዝካ እናሃለኻ ዘይምሕባርን ዝኣመሰሉ ኣብ ናይ ክፍሊት መልዕሎ ዝግበሩ ዓሎቓት፡ ዓመታዊ ናይ...
ኤውሮፓዊ ኣሃዱ መድሃኒት (EMA)፡ ነቲ ብሽወደናዊ ብሪጣንያዊ ትካል ኣስትራ ዚኒካ፡ ዝምዕብል ዘሎ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ክግምግም ጀሚሩ...
ኣብ ሆስፒታላት ሽወደን፡ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዘድልዮም ሰባት፡ እናበዝሐ ምምጽኡ ተሓቢሩ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ ግዜ፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ...