ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፡ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ዝወሓደ ቁጽሪ ሓተቲ ዑቕባ ከመዝግብ ትጽቢት ይግበር። እዚ ቁጽሪ፡...
ሃገራዊ ዜና
መምህራን፡ ብዛዕባ ዲሞክራስን ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ናጽነትን (Yttrandefrihet) ዝኣመሰሉ ኣርእስታት ኣብ ዝምህርሉ እዋናት፡ ውሕስነት ንኽስመዖም፡ ካብ መንግስትን...
በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ኖርወይ፡ ናብ መላእ ከባቢታት ሽወደን ዝግበር መገሻታት ክቋረጽ ከምዝግባእ ምኽርታቱ ኣመሓላሊፉ። ዝሓለፈ እዋን፡...
ኣብ ስፖርታውን ባህላውን ጽምብላት ተፈቒዱ ዝነበረ ናይ 50 ሰባት ምትእኽኻብ፡ ናብ 300 ሰባት ክእከቡ ዘፍቅድ መምርሒ፡ ቀዳማይ...
ልዕሊ 70 ዓመት ንዝዕድሜኦምን ተነቀፍቲ ንዝበሃሉ ክፋል ሕብረተ ሰብን ወጺኡ ዝነበረ ፍሉይ ናይ ኮሮና መምርሒታት ክስረዝ ምዃኑን...
ጓል 14 ዓመት ህጻን፡ ሄልያ፡ ኣብ ሽወደን ዓሰርተ ዓመታት ተቐሚጣ እኳ እንተኾነት፡ ስድራኣ ዘቕረብዎ ሕቶ ዑቕባ፡ ብኣገልግሎት...
ኣብ ጊኒየስታ ዝርከብ ናይ ባቡር ተርሚናል፡ ዘይተፈልጠ ኣካል ከምተረኽበን፡ ምምሕዳር’ቲ ተርሚናል ድማ ነቷጒ ክኸውን ከምዝኽእል ብምሕባሩ፡ ፖሊስ፡...
ንልዕሊ 70 ዓመት ዝኾኑ ኣረጋውያን ዝምልከት ምኽርታት ኮሮና፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሓለዋ ጥዕና ክፍጠር ተኽእሎታት ዝነበሮ ተወሳኺ...
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ናብ ኢስቶንያ፡ ላትቪያ፡ ሊትወንያን ኣየርላንድን ብዘይተደልየ ምኽንያት ክሳብ 4 ሕዳር ዘሎ ግዜ ንኸይግየሽ ሎሚ...
ኣብ ዮተቦሪ እትርከብ ሕክምና ኣስኪም (Askim) ዝሰርሕ ሓኪም፡ ኣብ ውሽጢ 10 ደቓይቕ ውጽኢት መርመራ ኮሮና ክህብ ምጽንሑ...