ካብ ሽወደን ወጻኢ ንዝመጹ ስደተኛታት፡ ምስ ሕብረተሰብ ሽወደን ንምምውህሃድ ንምኽኣል፡ ብሁስሆልኒንሱስኮፐት (Hushållningssällskapet) ዝምራሕ ብግሪን ኣረና (Green Arena)...
ሃገራዊ ዜና
ብሰልፍታት ሶሻል ዲሞክራትና፡ ጸጋማይን ሚልዮፕርትየትን እትምራሕ፡ ምምሕዳር ትሮሌሄታን (Trollhättan)፡ ኣብቲ ምምሕዳር ዝረአ ዘሎ ዓሌታዊ ፍልልይ ንምውጋድ ብዝብል...
ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሽወደን ማለት Arbetsförmedlingen ኣብ መላእ ሃገር ብልዕሊ ፍርቂ ንዝነበሮ ህላወ ኣብያተ ጽሕፈቱ ክዓጹ ድሕሪ...
ፌስቡክ ኣብ ኣውሮፓን ሽወደንን ኣገልግሎት መራኸቢ ፍቑራት ምኽፋቱ ተገሊጹ። ዕድሜኦም 18 ን ልዕሊኡን ዝኾኑ ተጠቀምቲ ነዚ ኣገልግሎት...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ነቲ ሕማቕ ስዒበዮ!” ብስንባደ ነቲ ናታ ቃል ደገምክዎ። “እወ!… ክገርመካ ‘ዓባይ በጊዕ ዕያውታ ሒዛ ትጠፍእ’ዩ’ ነገሩ።...
በዓልመዚ ምቁጽጻር ለበዳ ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ኣውሮፓ፡ ብኻልኣይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ትጥቃዕ ምህላዋ ብምምልካት፡ ነገራት...
መጠን መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ብልዑል ናህሪ ይውስኽ ምህላዉ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ስቶክሆሎም ሓቢሩ ክብል...
ዋላ’ኳ ቫይረስ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልውላው እንተሃለወ፡ ዓርሞሾሽ ኩባንያ ስካንያ፡ ንጠለባት ዓማዊል ንምምላእ፡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ክቖጽር መደብ...