ኣብ ትካላት H&M፡ ዓሌታዊ ምፍልላይ ከም ዘሎ ዘረጋግጽ ቪድዮ ብጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ምስ ተዘርገሐ፡ ሚኒስተር ጾታዊ ማዕርነት፡ ኦሳ...
ሃገራዊ ዜና
ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምንካይ፡ መምርሒታት ምኽዳን ማስክ ከተተኣታቱ፡ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ጸዊዑ። ኩለን ምልባዕ ለበዳ ኮሮና...
ኮሌጅ ካሮሊንስካ ዝገበሮ መባእታዊ መጽናዕቲ ከም ዘመልክቶ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ፡ 5% ካብቶም ኣብ ሸውዓተ መናበይ ዓበይቲ...
ክሳብ መፋርቕ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት፡ ሕማም ኮቪድ-19፡ ሳልሳይ ብብዝሒ ሰባት ዝቐተለ ሕማም ኮይኑ ምጽንሑ ክፍሊ ማሕበራዊ...
ኣሜሪካዊ ኩባንያ ሞደርና፡ ናይቲ ዘማዕበሎ ጸረ ኮሮና ክታበት ውጽኢት፡ ኣብ ሳልሳይ መድረኽ ፈተነ፡ ኣድማዕነቱ ክሳብ 95% ምብጽሑ...
ኣብ መላእ ሃገረ ሽወደን፡ ብዝተራእየ ቅሉጡፍ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ተኣትዩ ብምህላዉ መንግስቲ ሽወደን፡...
በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ለበዳ ቫይረን ንምቁጽጻር፡ ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ያፍለበሪን ቫስተርኖርላንድን ዝተረረ ከባብያዊ ቀይድታት ኮሮና ከምዝወሰነ...
ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ፡ ኣብ ትካላት ኩባንያ ኤች ኤም (H&M) ተቖጺሮም ዝሰርሑ፡ ኣንጻር ስደተኛታት ዓማዊል ዝቐነዐ፡ ዓሌታዊ ምፍልላይ ከምዘርእዩ፡...
ኣብ ስቶክሆሎም፡ እቶም መርመራ ኮሮና ቫይረስ ንኽገብሩ፡ ቀዳምነት ዝወሃቦም ኣካላት፡ እቶም ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑን ኣብኡ...