ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና፡ መጠን ብዝሒ ኣኽራርነት ከይውስኽ፡ ሓላፊ ጸጥታ ሽወደን (Säpo)፡ ክላስ ፍሪቤሪ ገሊጹ ክብል መርበብ...
ሃገራዊ ዜና
ካብ ዕለት 24 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ክውዕል ትጽቢት ዝግበረሉ፡ ንብዝሒ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ናብ 8 ሰባት ጥራይ...
ወከልቲ ፖሊስ ከተማ ማልመ፡ ናብ ቤት ጽሕፈት እስላማዊ ኣካዳሚ’ታ ከተማ፡ ቅድሚ ሒደት መዓልታት በጺሖም፡ ምስ ላዕለዋይ ተቖጻጻሪ’ቲ...
ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. መንግስቲ ሽወደን ንመኸተ ለበዳ ኮሮና ዘድልዩ ተረርቲ ሕግታት ክወስድ ዘኽእሎ ስልጣን...
ሚኒስተር ትምህርቲ፡ ኣና ኤክስትረም፡ ካብ ዝቕጽል ሰኑይ 23 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ናይ ርሕቀትን...
ምስ ወነንቲ ኩባንያታት ክግበር ዝጸንሐ ዘተ ብምቁራጹ፡ ማሕበር ሰራሕተኛታት ህንጻ፡ ዓቢ ስራሕ ደው ናይ ምባል ተቛውሞ ክገብር...
ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ብቫይረስ ኮሮና ዝልከፉ ዘለዉ ሰባት ብናህሪ ይውስኽ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ቁጽሪ ናይቶም ጽዑቕ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ መምርሒታት ምኽዳን ማስክ፡ ዘይምእዋጁ፡ ብተቛወምቲ ዝኾኑ ሰልፍታት፡ ዓቃባውያንን ክሪሲ ዲሞክራትናን፡ መብርሂ...
ሽወደን ምስ ኤውሮፓዊ ሕብረት ብምዃን፡ ካብ ኩባንያታት ፍይዘርን ባዮኤንቴክን መድሃኒት ክታበት ክገዝኣ ከምተሰማምዑ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን...
ምምሕዳራት ከተማ ስኩዩርፕን ስታፋንስቶርፕን (Skurup and Staffanstorp)፡ ኣቐድም ኣቢለን፡ ኣብ ምምሕዳራተን ኣብ ዝርከባ ቤት ትምህርታት፡ ሒጃብ ተኸዲንካ...