ኩለን ኣብ ሽወደን ዝርከባ፡ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ ካብ ዕለት...
ሃገራዊ ዜና
ካልኣይ ማዕበል ምስፍሕፋሕ ኮሮና፡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ፡ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ፡ ንመጀምርታ ግዜ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቁጽሪ መልከፍቲ...
ወተሃደራት ኖርወይ፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምክልኻል፡ ኣብቲ ምስ ሽወደን ዘዳውብ ከባቢታት ተዘርጊሖም ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እዞም ወተሃደራት፡ ነቶም...
ኢንዱስትሪ መንገዲ ኣየር ሽወደን፡ ብለበዳ ኮሮና ብኸቢድ ስለዝተሃስየ፡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ኩባንያ SAS ካብ ስርሖም ይመዛበሉ ምህላዎምን...
ሽወደናዊ ብሪጣንያዊ ኩባንያ ኣስትራዘኒካ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኦክስፎርድን ብምትሕብባር ውጽኢታዊ ክትባት ጸረ ኮሮና ረኺብና ኢሎም ምስ ኣወጁ ድሕሪ...
ካብ ዕለት 12 ጥቅምቲ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሕዳር ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ናብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ፡ ንምብጻሕ ዝኽልክል...
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቶም ካብ ወጻኢ ሃገራት ናብ ሽወደን ብምምጻእ ብመልክዕ ስደተኛታት ይኹን ናይ ስራሕ መንበሪ ንዝሓቱ ሰባት፡...
ትማሊ ሰንበት ድሕሪ ሰዓት 8 ናይ ምሸት፡ ኣብ ቦርሊንኘ (Borlänge) እትርከብ ቤት ትምህርቲ ይለ (Gylle) ዘጋጠመ ናይ...