ብበዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ዝወጹ ኣሃዛት ከም ዘሕብርዎ፡ ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝቐነዩ ሕሙማት፡ ምስ ዝሓለፈ ጽድያ ክነጻጸር...
ሃገራዊ ዜና
በዓል መዚ ኢሚሬሽን፡ ነቲ ዝቐርበ ሓድሽ እማመ ሕጊ ኢሚግሬሽን ከም ዝነቐፎ ተገሊጹ። ብሰንኪ ሕጽረት ምልከት ቋንቋ ሽወደንን...
ብመሰረት ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሽወደን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 8.7% ከምዘመዝገበ ሓቢሩ። ካልኣይ ማዕበል...
ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ስኮና፡ ጨንፈር ምክልኻል ለበዳ ኮሮና፡ 33 ኣባላት፡ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኽፉ፡ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ሓቢሩ። እዚ...
ጽምብል በዓል ልደትን ክሪስማስን ምስ ውሑዳትን ትፈልጥዎም ሰባትን ክተሕልፉ ይግባእ ዝበለ ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት ለበዳ፡ ኣንዲሽ...
ኣብ ኦፕሳላ፡ ክካየድ ዝጸንሐ መርመራታት ጸረ ኣካል፡ ንግዝይኡ ከቋርጾ ከምዝወሰነ፡ ምምሕዳር’ቲ ከባቢ ሓቢሩ ክብል SVT ኣመሓላሊፉ። እቶም...
ኣብ ሽወደን፡ መንበሪ ገዛ ክትገዝእ ኣብ ትሓስበሉ እዋን፡ ካብ ባንክ ኣባይቲ፡ ልቓሕ ንኽትረክብ ምእንቲ፡ ካብቲ ጠቕላላ መጠን...
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ናብ ኣየርላንድ፡ ላትቪያን ኢስቶንያን ንኽገሹ ዝሓስቡ ሽወደናውያን፡ ካብ ዕለት 3 ታሕሳስ 2020 ክሳብ 16...