ትማሊ፡ ኣብ ሽወደን፡ ሓሙሽተ ሰባት በቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተራእየ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ዝስዕብ ምልክታት ዘርኣዩ...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ዓመተ 2020፡ ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ 88,814 መንበሪ ፍቓድ ወረቐት ከምዝሃበ፡ እዚ ድማ ካብቲ ኣብ ዓመተ...
ኣብ ሽወደን፡ መስርሕ ክታበት ጸረ ኮሮና፡ ካብ ዕለት 24 ታሕሳስ 2020 ምጅማሩ ዝዝከር ኮይኑ ክሳብ ዝሓለፈ ሰኑይ...
ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ክሳብ ዕለት 24 ጥሪ፡ ናይ ርሕቀት ኣገባብ ኣመሃህራ ክቕጽላ ምኻነን በዓል መዚ ህዝባዊ...
International Organization for Migration (IOM) 40 ተሓጋገዝቲ ስደተኛታት ንሙቕጻር ይደልይ ስለዘሎ ኩሉኹም ነበርቲ ስዊድን ዝኾንኩም ነቲ ተሓቲቱ...
ለበዳ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ምጉት፡ ድሕሪ ክሪስማስን ሓድሽ ዓመትን፡ ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ሳምንታት ተዓጽየን...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ ኩለን ካብ ሻውዓይ ክሳብ ታሽዓይ ክፍሊ ዝምህራ ቤት ትምህርታት፡ ክዕጸዋ ከምዘለወን በዓል መዚ...
ሓደ ሰራሕተኛ ምልክታት ሕማም ኮሮና እናተሰመዖ ናብ ስራሕ ብምምጽኡ ንካልኦት ብጾቱ ብምልካሙ ካብ ስርሑ ክሰናበት ከም እተገብረ...
ካብ ጽባሕ ሓሙስ ዕለት 7 ጥሪ ጀሚሩ፡ ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ሽወደን፡ ማስክ ምውዳይ ግብራዊ ክኸውን እዩ ክብል...