ሽወደን ኣብ ቀዳምነት ክትባት ዘለዋ መርገጺ ከም ዝቐየረት በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሎሚ ኣፍሊጡ’ሎ። ኩሎም ልዕሊ 65 ዝዕድሚኦም...
ሃገራዊ ዜና
ቀዳማይ ብልቃጥ (ዶዝ) ክታበት ኣስትራ ዚኒካ ድሕሪ ምውጋእ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝኣክል፡ ብ76%፡ ካብ መልከፍቲ ኮሮና ክከላኸል ከምዝኽእል...
ኣብ ሃገረ ዓዲ እንግሊዝ ንፈለማ ግዜ ዝተራእየ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና፡ ኣብ ሃገረ ሽወደን ከምተቐላቐለ ይዝከር። ኣብ ምምሕዳር...
ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን፡ ቀይድታት ምብጻሕ ናብ እንዳ ዓበይቲ ዝምልከት ንኾፍኩሳ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ብመንገዲ ሞሊን...
ናብ ሽወደን ዝበጽሑ ገያሾ፡ ኣሉታዊ ውጽኢት መርመራ ኮሮና ዝሕብር ምስክር ወረቐት፡ ከርእዩ ከምዝግባእ ዝብል እማመ ናብ መንግስቲ...
መንግስቲ፡ ብዘይንሕስያ ኣንጻር ጉጅለታት ገበን ከም ዝቃለስ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን ሚካኤል ዳምበሪ ገሊጹ። ዝሓለፈት ዓመት እዞም...
ኣብዚ ወቕቲ ሓጋይ ጥራይ፡ 2500፡ ብዛዕባ ምእላይ ውርጪ ዝምልከት ጥርዓናት ከም ዝቐረቡን በዚ ድማ ነበርቲ ስቶክሆሎም፡ ኣብ...
ብመንገዲ ተሌቪዥን ሽወደን ኣቢሉ ትካል ኖቨስ ድሕሪ ዘካየዶ ሓድሽ ዳህሳስ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣብ ቅንያት...