ኩባንያ SJ፡ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላዉ፡ ኣብ ማልመ፡ ዮቶቦሪን ስቶክሆሎምን ዝርከባ መደበራት ኣገልግሎት ካብ 1 /...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ምዕራብ ስቶክሆሎም፡ ያርቫ፡ ክፍጠር ተሰጊኡ ዝነበረ ደማዊ ግጭት ንምውጋድ ተባሂሉ ንኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ስርሒት ከምዝዛዘመ፡ ፖሊስ...
በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ንምምሕዳራት ሽወደን ኣብ ዘመሓላለፎ መምርሒ፡ ቀዳምነታት ክታበት ኮሮና፡ ነቶም ትሑት ኣታውን...
ኣብ ምምሕዳር ቬስትማንላንድ፡ ብደቡብ ኣፍሪቃዊ ዓሌት ዝፍለጥ ኮሮና ቫይረስ፡ 20 ሰባት ከምዝተለኽፉን ናይ መገሻ ታሪኽ ከምዘይብሎምን ምምሕዳር...
ኣብ መንጎ ቀዳማይን ካልኣይን ሳምንታት ናይ ወርሒ የካቲት፡ መጠን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ብ24.1% ከምዝወሰኸ ዳይሬክተር ጥዕና’ቲ ምምሕዳር...
ኣብ ቬስትራ ጎትላንድ ለበዳ ሕማም ክሮና ቫይረስ እንዳ ወሰኸ ይመጸ ከምዘሎ ሓኪም ተመሓላለፍቲ ሕማማት እቲ ምምሕዳር ቶማስ...
ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ 200 ሚልዮን ዝኸውን ብልቃጥ ክታበት covid-19 ካብ ኩባንያ መፍረ ክታበት ፋይዘርን ቢዮንቴክን ክረክብ ምዃኑ ቢዮንቴክ፡...
መንግስቲ ሽወደን፡ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና፡ ከየጋጥም ስግኣት ከምዘለዎ ገሊጹ። ነዚ ስግኣት ምርኩስ ብምግባር፡ ከፊላዊ ምዕጻው ከተግብር...