ኣብ ምምሕዳር ያቭለቦሪ ዝርከባ ካልኣይን ላዕለዋይን ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ድሕሪ ክረምታዊ ዕረፍቲ፡ ናይ ርሕቀት ኣገባብ ትምህርቲ ክጅምራ...
ሃገራዊ ዜና
ዶባት ሃገረ ኖርወይ፡ ካብ ዕለት 28/01/2021 ጀሚሩ ከምዝዓጸወት ይዝከር። እቶም በዚ ውሳኔ ቀንዲ ዝተጎድኡ እንተድኣ ሃልዮም ድማ፡...
ምምሕዳራት ሽወደን፡ መስርሕ ጸረ ኮሮና ክታበት ከካይዳ ኣብ ጽቡቕ ምድላዋት እኳ እንተሃለዋ፡ እቲ ዓቢ ጸገም ኮይኑ ዘሎ፡...
ፖሊስ፡ ሕጂ ውን ካልእ ኣገባብ ስርቂ ካብ ባንኪ ሕሳብካ ከጋጥመካ ከም ዝኽእል የጠንቅቅ:: ዘይትፈልጦ ሰብ ይድውለልካ እሞ...
መግቢ ህጻናት ዘፍሪ ኩባንያ ሰምፐር፡ ነቲ ኣብ ዕዳጋታት ተዘርጊሑ ዘሎ ንልዕሊ 8 ኣዋርሕ ዝዕድሚኦም ተባሂሉ ዝፈረየ ብስም...
ኣብ ቦሮስን (Borås) ዮተቦሪን (Gothenburg) ዝቕመጡ 15 ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት፡ ብጌጋ፡ ክታበት ኩባንያ ኣስትራ ዚኒካ...
ኣብ ዓመተ 2021፡ ሃገረ ሽወደን፡ ካብቶም ብመንገዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመጹ ስደተኛታት፡ ካብቲ ዝግባኣ ኮታ ብግዝያውነት ወሲኻ፡...