ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ኣስታት 6.5 ሚልዮን ሰባት፡ እንተወሓደ፡ ሓንቲ እብረ ክታበት ዝተኸትቡ ኮይኖም፡ ንመጠን ብዝሒ ዝተኸትቡ...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ዝረአ ዘሎ መጠን መልከፍቲ ኮሮና፡ ብተኸታታሊ ንሻውዓይ ሰሙኑ ይቕጽል ከምዘሎን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ እቲ...
ትማሊ ለይቲ፡ ኣብ ምምሕዳር ያቭለቦሪ ብዝዘነበ ከቢድ ዝናብ፡ ዕልቕልቕ ፈጢሩ ምህላዉን ብዙሓት ህንጻታትን ጽርግያታት ውን ብማይ ተዋሒጦም...
ኣብ ትራኖስ፡ ስሞላንድ፡ ዝርከባ ብርክት ዝበላ ቤት ትምህርታት፡ ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮቪድ፡ ካብቲ ንቡር ናይ ምጅማር ዕለቱ፡...
ሃገራዊ ማሕበር መምህራን ሽወደን፡ ኩሎም ልዕሊ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ተማሃሮ፡ ጽረ ኮቪድ-19 ክታባት ንክኽተቡ፡ መንግስቲ ሽወደን መምርሒ...
ብመሰረት መዐቀኒ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ CPIF፡ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ሽወደን፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ፡ 1.7% ምብጽሑ ክሕብር...
ብናእሽቱ ቆልዑን መንእሰያትን ብዝሒ ተጠቃምነት ዘለዎ ኣገልግሎት ሞባይል፡ ቲክ ቶክ፡ ማእከል ውሕስነት (security center) ብቋንቋ ሽወደን ከምዝዘርገሐ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ምስ ኣሜሪካዊ ኩባንያ ክታበት ኖቫቫክስ፡ ናይ ቅድመ ዕድጊ ስምምዕ ከምዝፈረመ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ...
ቅድሚ ክልተ ሳምንታት ኣቢሉ፡ ኣስታት 500 ሰባት ዝተሳተፍዎ ሕርሻዊ ፈስቲቫል፡ ኣብ ቮርምላንድ፡ ተኻይዱ ምንባሩ ይዝከር። ካብቶም ኣብቲ...