ሽሕ’ኳ እቲ ኦሚክሮን ተባሂሉ ዝፍለጥ ጅር፡ ከም ባርዕ ሓዊ ተላባዒ እንተኾነ፡ ኮቪድ-19 ግና ድሕሪ ደጊም ንማሕበረሰብ ዓለም...
ሃገራዊ ዜና
እቶም ኣብ ልዕሊ ናብ ሽወደን ዝኣትው ተጓዓዝቲ ተኣዊጆም ዘለዉ ግዜያውያን ቀይድታት ከም ዝናውሑ መንግስቲ ሽወደን ብሓሙስ ገሊጹ...
እቲ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ሄልሲንቦሪ ዘጋጠመ ነትጒ ዘስዓቦ ሓያል ዕንወት፡ ልዕሊ 4 ዓመታት ኣቑጺሩ ከምዘሎ...
ሮቡዕ ኣብ ዝነበረ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ሽወደንን በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደንን ብዛዕባ እቶም ዘለው ቀይድታት...
ካል ማሕበራዊ ውሕስነት ሽወደን ማለት ፎርሸክሪንካስሳን፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፡ ንደሞዝ ናይ ዝኸፈሎ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ክሮኖር...
ምምሕዳር ናውቲ መከላኸሊ ሽወደን (The Swedish Defence Materiel Administration- FMV) ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት መስርሕ ቅልውላውን...
ኣብ ሃገረ ጀርመን ዝርከቡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ናይ ካቶሊክ ቤተ-ክርስትያን ‘ንሕና LGBTQ ኢና’ ብምባል ጽገናዊ ናይ...
ፋስን ካራን ሒዙ፡ ናብቲ ቤት ትምህርቲ ድሕሪ ምእታው ስዒቡ፡ ሓደ ወዲ 17 ዓመት መንእሰይ ቀሊል ጉድኣት ዘብጸሐ...