ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሰን ን ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን ወራሩን ኣበርቲዓ ከም እትዂንን ገሊጻ። ቭላድሚር ፑቲን...
ሃገራዊ ዜና
ኣውሮጳዊ ሕብረት ብሰንኪ ወራር ሩስያ ካብ ዓዶም ንዝፈናቐሉ ስደተኛታት ዩክሬይን ንምቕባል ድሉው ምህላዉ ኮሚሽነር ሽወደን ኣብ ኣውሮጳዊ...
ትማል ሓሙስ መራሕቲ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያን ቤላሩስን ትርር ዝበለ እገዳታት ኣንቢሮም ኣለዉ። ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን...
ካርኒቫላት ኣብ መላእ ዓለም ዳግማይ ይጅመር ኣሎ። ብፍላይ ኣብተን ኩነታት ለበዳ ኮሮና ህድእ ዝበለለን ዓዲታት እተኸትቡ ዜጋታት...
ኣብዚ ሰሙን ኤኖክሰን ንጸጥታዊ ኲነታት ኣውሮጳ ኣመልኪቱ ምስ ብርክት ዝበሉ ኣውሮጳውያን መሻርኽቲ ተዛትይ’ሎ። “ሓባራዊ ስላምን ጸጥታን ከባኢና...
ኣብ ሻብዓይ ሰሙን ዋጋ ፍሬሽ ሳልሞን ን ኪሎ 87.60 ክሮና ኖርዌይ ምንባሩን ምስታ ቅድሜኣ ዝነበረት ሰሙን እንክነጻጸር...
ዝሓለፈ ቀዳም ክልተ ናብ ዳዕሽ ንምጽንባር ዝጓዓዙ ዝነበሩ ሰብኡት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዮተበሪ ላንድቬተር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ትማል ረቡዕ ዩክሬናውያን ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ሩስያ ብምእካብ እት ሃገር ን ተገንጸልቲ ዞባታት ዩክሬይን ኣፍልጦ...
ሩስያ ንክልተ ተገንጸልቲ ምብራቓውያን ዞባታት ዩክሬይን ከም ናጻ ሃገራት ከም እትፈልጠን ኣዊጃ፡ ናብተን ዞባታት ሰራዊታ ድሕር ምውፋራ፡...
ኣብ ዓመተ 2021 ብድምር 572 ሰባት ካብ መንበሪ ገዝኦም ከምዝተሰጎጉን ፣ እዚ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት...