ብቕድሚ ትማል ሰንበት ምሸት ኣብ ጥቓ ሊላ ኤደት ዝዘነበ ብርቱዕ ዝናብ፥ ካብ ዮተቦሪ ንሰሜን ርሒቑ ኣብ ዝርከብ...
ሃገራዊ ዜና
ካብ ዓሚ ኣትሒዙ ኣብ ዩኒቨርሲቲታትን ካልኦት ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን፥ ካብቶም ብኣካል ኣብ ክፍልታት ዝምሃሩ ሽወደናውያን፥ ብ ርሕቀት...
ኣብ ሽወደን ሽቕለት ኣልቦነት እናወሰኸ እኳ እንተመጸ፡ ቁጽሪ ናይተን ካብ ኮሙናት ማሕበራዊ ሓገዝ ዝረኽባ ስድራቤታት ይንኪ ከምዘሎ...
ዝሓለፈ ዓርቢ ምሸት ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጀመረ ናይ ሎሚ ዓመት “ሳመር” ኦሎምፒክስ ንምስታፍ ልዕሊ ሚእቲ ሽወደናውያን ኣትሌታት...
ደቂ ገለ ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት 18 ዓመት ምስ መልኡ ካብታ ሃገር ክወጹ ከምዘለዎም ይንገሮም ከምቲ ሬድዮ ሽወደን ኣብ...
ኣብ ውሽጢ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝርከብ ናይ ስራሕ ጉጅለ፡ ንኮንዶሚኒየም ወይ ብቋንቋ ሽወደን ቦስታድስራተር፡ ንንኡስ ክራይ ዝጸንዐ...
ትማሊ ኣብ ሶደርታልየ ብዝተፈመ ናይ ብረት መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ በዓል መዚ ዓቃቢ ሕጊ...
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዙሕ ግዜ ዘሕለፈ ሓደ ጡረተኛ፡ ሕጂ ኤጀንሲ ጡረታ ሽወደን ድሕሪ ዘካየዶ መርመራ፡ ጡረታኡን ካልእ...
ቅድሚ 5000 ዝነበረን ብ ዘይተለምደ መልክዕ ብ ጽቡቕ ዝተዓቀበን ቅርሲ ደቂ ሰባት ብዲኤንኤ ድሕሪ ዝተገበረ ትንተና፡ ኣብ...
ውድድራት መኸተ ጒስጢ (ቦክሲንግ) ኦሎምፒክ ኣብዚ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ፓሪስ ዝጅምር ኮይኑ፡ ክልተ ሽወደናውያን ኣግነስ ኣሌክሲዩሰንን ነቢል ኢብራሂምን...