ልዕዒ ክልተ ሲሶ ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን፡ ሕጽረት መንበሪ ኣባይቲ ከም ዝለወን፡ ብፍላይ ድማ ሓደስቲ መጻእቲ ኣባይቲ ንምርካብ...
ሃገራዊ ዜና
ዴንማርክ፡ ጀርመን፡ ኔዘርላንድን በልጄምን ክሳብ 2050 ጸዓት ንፋስ ገማግም ባሕሪ ብውሕዱ ናብ 150 ጊጋዋትስ ንምውሳኽ ድድሌት ከም ምዘለወን...
ካብ ትሕቲ 30 ዝዕድሜኦም መንእሰያት ኖርወይ፡ እቶም 19% ጥራይ ሃገሮም ናብ ኣውሮጳዊ ሕብረት (EU) ክትጽንበር ከም ዝደልዩ ሓደ...
ባይቶ ሽወደን፡ ህይወት ሰባት ንምድሓን፡ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ልገሳ ኣካሊት ክውስኽ ዘብር ሕጊ ከሕልፍ ትጽቢት ከም ዘሎ፡...
ትማሊ ረቡዕ፡ ሰዓት 8 ናይ ንግሆ፡ ኣምባሳደራት ሽወደንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ናይ ኣባልነት መመልከቲኦም ኣእትዮ ኣለዉ። ሽወደን፡ ናብዚ...
ቱርኪ፡ ሕቶ ኣባልነት ኔቶ ሽወደንን ፊንላንድን ከም እትቃወም ኣፍሊጣ። ሽወደን፡ ንመንግስቲ ቱርኪ ዝቃወሙ “ግብረሽበራውያን’ ጒጅለታት ተዕቊብ እያ፡ ብምባል...
ሎሚ ረቡዕ ንግሆ፡ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ፡ ወግዓዊ ናይ ኔቶ ኣባልነት ቅጥዒ ድሕሪ ምኽታማ ሬድዮ...
ሎሚ ረቡዕ ንግሆ፡ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ፡ ወግዓዊ ናይ ኔቶ ኣባልነት ቅጥዒ ምኽታማ፡ ሬድዮ ሽወደን...
ልዕሊ ሓደ ካብ ኣርባዕተ ኖርዌጃውያን፡ ሩስያ ን ኖርወይ ስግኣት እያ ኢሎም ከም ዝኣምኑ፡ ኢን-ፋክት ን ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ወኪሉ...
ሽወደን፡ ኣብ ጒዳይ ኣባልነት ኔቶ ምሉእ ብምሉእ ፖሊሲኣ ምቕያራ ከም ዘሕዘኖም፡ ኣብ ውሽጢ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዘለዉ ብርክት...