መንግስቲ ሓድሽ ወፍሪ ኒዩክለራዊ ጸዓት ንምምዋል ኣስታት 300 ቢልዮን ክሮና ካብ ሃገር ከም እተለቅሐ መንግስታዊ መርመራ፡ ይሕብር...
ሃገራዊ ዜና
ዋጋ ድንሽ ኣብ ወርሒ ሓምለ ብኣስታት 2.8 ሚእታዊት ክውስኽ እንከሎ፡ ዝኲኒ ድማ ብ8 ሚእታዊት ክቢሩ ምህላዉ፡ ዋጋታት...
ኣብ ስቶክሆልም፣ ዮተቦሪን ማልሞን ዝርከባ ማእከላት ኣብያተ ጽሕፈት ትካል ግብሪ ሽወደን ”skyddsobjekt” ክኾና እየን፣ እዚ ድማ ዝለዓለ...
ስርዓተ ማይን ፈሳሲ ጎሓፍን ሽወደን ንምምሕያሽ ብውሕዱ 570 ቢልዮን ክሮነር ወጻኢታት ከምዘድሊ ማሕበር ኢንዱስትሪ ስቨንስክት ቫተን ሓቢሩ።...
ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ሶደርቶርን፡ ብፍላይ ኣብ ከተማታት ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ሓምለዋይ ቦታታት፡ ብሰንኪ ቊርዲድ ዝመሓላለፉ ሕማማት ዘስዕቦ ሓደጋታት...
ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ምስ ስድራቤቶም ናብ ሽወደን ዝግዕዙ ህጻናት 18 ዓመት ምስ መልኡ ከም ”ጽግዕተኛ” ወለዶም...
ፖሊስ ሽወደን ኣብ ኣብ ሰራሕተና ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት ዘጋጠመ ራብዓይን ክሳብ ሕጂ ሚስጥሩ ዘይተፈትሐን ሞት ይምርምር ኣሎ።...
ሽወደን ድሕሪ 1997 ኣብዚ ዓመት ዝወሓደ ቁጽሪ ሓተቲ ዑቕባ ክመጹዋ ትጽቢት ከምዘለዋ ካብ ኤጀንሲ ሚግሬሽን ዝተገብረ ትንበያ...
ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን ኤልሳቤጥ ስቫንተሰን፡ ድሕሪ’ዚ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ዕዳጋ መሸጣ ኣክስዮን ዘጋጠመ ዓብዪ ምንቊልቋል፡ እቲ ኩነታት...