ዝሓለፈ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ስቨንስካ ወዲ 16 ዓመት ኮተቴ ኣብ መንገዲ ብሽክለታ ብብርቱዕ ቆሲሉ ከም አተረኽበን፡...
ዜና
“A-tractors” ዝተባህላን ክሳብ 30 ኪሎሜትር ኣብ ሰዓት ክፈጥና ተመሓዪሸን እተሰንዓን መካይን ብብዝሒ ንሓደጋ ትራፊክ ይቃልዓ ምህላወን ተገሊጹ።...
ድሕሪ ምርጫን ምቛም ሓድሽ መንግስቲን፡ ትማል ረቡዕ ኣብ ባይቶ ኣብ ዝተኻየደ ፋልማይ ክትዕ ኣንፈት መጻኢ ፖለቲካ ሽወደን...
ብ መራኸቢ ብዙሃን ዓለምና “ዝረስሐ ሰብ” እናተባህለ ዝጽዋዕን፡ ን ልዕሊ 50 ዓመታት ኣካላቱ ተሓጺቡ ዘይፈልጥን ኢራናዊ ባሕታዊ፡...
ብ መራኸቢ ብዙሃን ዓለምና “ዝረስሐ ሰብ” እናተባህለ ዝጽዋዕን፡ ን ልዕሊ 50 ዓመታት ኣካላቱ ተሓጺቡ ዘይፈልጥን ኢራናዊ ባሕታዊ፡...
ሓድሽ ዝቖመ መንግስቲ ሽወደን፡ ምስ ቱርክ ጽቡቕ ዝምድናክህልዎ ከም ዝደሊ ኣባል ሰልፊ ሞደራትናን ሚኒስተር ምክልኻልሽወደንን ፖል ጆንሰን...
ሓድሽ የማናይ ቀጽሪ መንግስቲ ክሪስተርሰን ዝኣተዎ ስምምዓት፡ ነቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝርከብ መመንጨዊ ጸዓት ንፋስ ዝሃሲ’ዩ ክብሉ...
ኣብ ወጻኢ ዝተወልዱን ቋንቋ ሽወደን ብግቡእ ዘይመልኩንዜጋታት፡ ዝተሓተ ስራሕ ንምርካብ እውን ከይተረፈ ይሽገሩምህላዎም ብማእከል ቢዝነስን መጽናዕቲ ተኻዪዶም...
ኣብ ሉድቪካ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት “ሂታቺ ኤነርጂ” ንክብሪ ናብራ ኣብ ግምት ዘእተወ ወሰኽ ደሞዝ ክግበረሎም ተስፋ ጌሮም ምህላዎም...