ቅድሚ ሰሙን ካብ መካነ እንስሳ ስካንሰን ዘምለጠ ተመን ኮብራ ሃለዋቱ ተፈሊጡ። እቲ ኮብራ ብድሕሪ መንደቕ ሓጹር እቲ...
ዜና
ዝመጽእ 10 ታሕሳስ ኣብ ዝካየድ ጽንብል ሽልማት ኖቤል፡ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ሽወደን ንኸይሳተፍ ከም እተሰረዘ ተፈሊጡ። ብምኽንያት...
ዓለምና ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኲነታት ምህላዋ፡ ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቑ። ንሱ ትማል...
ብምኽንያት ልዑል ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ኣብ ሽግር ዝርከቡ ዓማዊል ደቡብን ማእከላይን ሽወደን ንምሕጋዝ፡ ብዙሕ ወጻኢታት ክግበር ከም...
ዘመናውያን መካይን፡ ናብ “A-tractor” ተመሓዪሸን ከም ዝስንዓ ንምግባር ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝወጸ ሕጊ፡ ተበተብ ዝመልኦ ምንባሩ ዳይረክተር...
ዘመናውያን መካይን ናብ “A-tractor” ተመሓዪሸን ከም ዝስንዓ ንምግባር ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝወጸ ሕጊ ተበተብ ዝመልኦ ምንባሩ ዳይረክተር...
መዓልታዊ ክሳብ 6000 ስጒምቲታት ምጒዓዝ ጥዕናኻ ንምምሕያሽ ሓጋዚ ምዃኑ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ክሳብ 4.8 ኪሎሜትር ክበጽሕ...
መዓልታዊ ክሳብ 6000 ስጒምቲታት ምጒዓዝ ጥዕናኻ ንምምሕያሽ ሓጋዚ ምዃኑ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ክሳብ 4.8 ኪሎሜትር ክበጽሕ...
ኣስታት ፍርቂ ካብቶም ኣብዚ ዓመት ብብረት ዝተኸስቱ 55 ቅትለታት፡ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም ዝተፈጸሙ እዮም ተባሂሉ። ፖሊስ ድሕሪዞም...
መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ነቲ ብ ኤጀንሲ ሸመትቲ ሽወደን ዝቐረበሉ ነቐፌታ መልሲ ሂቡ። ኣብ እዋን ሳመር ኣብ ዝተኻየደ...