ኤጀንሲ ስደተኛታት፡ ኣብ ሽወደን ትምህርቶም ዝከታተሉኣህጒራውያን ተመሃሮ ምስ ፍቓድ መንበሪ ብዝተሓሓዝዝፍጽምዎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ንምውጋድ፡ ምስ ዩኒቨርሲታትሽወደን ብምትሕብባር...
ዜና
ሽወደን ናብ ቻይና ብዛዕባ ዝግበር ጒዕዞ ኣመልኪታ፡ ኣኼባ ኣውሮጳዊ ሕብረት ጸዊዓ። ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ናብ ቻይና ንዝጎዓዙ ሰባት ...
ኣብ ሽወደን ትምህርቶም ኣብ ምክትታል ዝርከቡ ኣህጒራውያን ተመሃሮ፡ ን ቪዛ ኣብ ዘይግቡእ መዓላ የውዕልዎ ምህላዎም ብ ኤጀንሲ...
ሩስያ ትሕተ-ቕርጺን ሞራልን ህዝቢ ዩክሬይን ንምስባር፡ተወሳኺ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ንምክያድ ውጥን ከም ዘለዋፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ።...
ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፡ ኣብ ሽወደን ኣብ ነፍሲ ወከፍወርሒ ኣስታት 4000 ዝኾኑ ሰባት ፍቓድ ስራሕ ይሓቱምንባሮም ተገሊጹ።...
ሩስያ ትሕተ-ቕርጺን ሞራልን ህዝቢ ዩክሬይን ንምስባር፡ ተወሳኺ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ንምክያድ ውጥን ከም ዘለዋ ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር...
ኣብ ኖርወይ፡ ኣብዚ ሓድሽ ዓመት ምንቊልቋል ቊጠባ ከጋጥም ከም ዝኽእል፡ እንተኾነ ግና እዚ ዝኽሰት ድሕሪ ሓያል ዕቤት...
ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፡ ኣብ ሽወደን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ኣስታት 4000 ዝኾኑ ሰባት ፍቓድ ስራሕ ይሓቱ...
ሎሚ ንግሆ፡ ኣብ ስቶክሆልም ኣብ መእተዊ ብሎክ ግርምስታን ኣጋርሞሰን ክልተ ምፍንጃራት ከም ዘጋጠመ ተገሊጹ። በዚ ምፍንጃር ዝተጎድአ...
ሓሙሽተ ቆልዑ ዝርከብዎም ዓሰርተ ሰባት፡ ብምኽንያት ጽንብል ሓድሽ ዓመት ብዝተተኮሰ ርችት ናይ ዓይኒ መጒዳእቲ በጺሕዎም። ሰለስተ ካብዚኣቶም...