ትማል ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መደበር ፖሊስ ኖርሾፒን ሓደ በዓል-መዚ ፖሊስ መጥቃዕቲ ከም ዝወረዶ ተፈሊጡ። ነዚ መጥቃዕቲ ፈጺሙ...
ዜና
ኣብ 2022 መሸጣ መጻሕፍቲ ብ 2.4% ምጒዳል ኣርእዩ። እዚ ኣብ ዝሓለፋ 8 ዓመታት እተራእየ ፋላማይ ምጒዳል ዋጋ...
ከምኒ ኣልቓዒዳን ዳዕሽን ዝኣመሰሉ ኣህጒራውያን ግብረሽበራውያን፡ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ብፍላይ ኣትሒዞም ንሽወደን ቀዳምነት ዕላማኦም ይገብርዋ ምህላዎም ሓበሬታ...
ዞባታት ሽወደን ኣብ ዓመተ 2022 ን ተጓዓዝቲ ነርስታት 3.4 ቢልዮን ክሮና ምኽፋለን ተፈሊጡ። እዚ ምስ ዓመተ 2021...
ጓል 10 ዓመት ህጻን ንዝተጋሰሰ ኣብ 50ታት ዝርከብ ገበነኛ ኣመልኪቱ ብቤት ፍርዲ ከባቢ ዝተዋህበ ናይ ሰለስተ ዓመት...
ኣብ ኣህጒር ኣውሮጳ ብ ብረት ዝኽሰት ጎነጻዊ ሞት የንቈልቊለሉ ኣብ ዘለወሉ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ኣብ ሽወደን ብኣንጻሩ...
ንብረት “ኣኖኒመዝ ሱዳን” ናይ ዝተባህለ ጒጅለ በርበርቲ ሓበሬታ “ሃከርስ” ዝኾና 61 ሰርቨራት ትማል ለይቲ ተዓጽየን። ነዘን ንብረት...
ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ካብ ዝኽሰት ዓመቱ መሊኡ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ዩክሬናውያን ስደተኛታት...
ፊንላንድን ሽወደንን ኣባላት ኔቶ ንክኾና ዘእተዎኦ ሕቶ ከጽድቕ ከም ዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃንዳሪ ቪክተር ኦርባን ንሰልፉ —...