ካብ ቊርዲድ ዝምንጩን ጠንቂ ነድሪ ሓንጎል (TBE) ዝኾነን ቫይረስ፡ ኣብ ደቡባዊን ማእከላይን ሽወደን ኣዝዩ ኣስፋሕፊሑ ምህላዉ ተገሊጹ።...
ዜና
ኣብ ምዕራብ ስቶክሆልም–ሃስልቢ– ኣብ ዝርከብ ህንጻ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምፍንጃር ሓደ ሰብኣይ ጒድኣት ከም ዝበጽሖ ተገሊጹ። እቲ ምፍንጃር...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት፡ መጠን ዝቕባበ 9.4% ምብጽሑ ብ ስታቲስቲክስ ሽወደን ዝወጸ ሓድሽ ኣሃዝ ኣመልኪቱ። እዚ ዝቕባበ...
ቀረጽ ዝኽፈለሉ ወቕቲ ትማል ረቡዕ ከም ዝጀመረን ዝውድኣሉ ናይ ግዜ ገደብ ከኣ ከም እተቐመጠሉን ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ...
ገለ ወለዲ ሽወደን፡ ደቆም “ጸረ-ኮቪድ-19” ንከኽትቡ ን ወጻኢ ሃገራት ይጓዓዙ ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። “በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና”...
ኣብ ደንማርክ ዝርከብን ኣብ ዓለምና ዝበለጸ ቤት መግቢ ምዃኑ ዝንገረሉን “ኖማ” ክዕጾ ምዃኑ ዝውጸ ሓበሬታ ከም “ሞት...
ተጠቀምቲ ባቡር ስቶክሆልም ብኣማኢት ዝቚጸር ምድንጓይን ምስራዝን ጒዕዞ ከም ዘጋጠሞም ተገሊጹ። እዚ ዝተኸስተ 350 ዝኾኑ ኣካየድቲ ባቡር...
ኣብ መወዳእታ ለካቲት፡ ኣስታት 341000 ሰባት–ወይ 6.5% ካብ ሓይሊ ሽቕለት፡ ኣብ ትካል “ሃገራዊ ኣገልግሎት ሽቕለት” ስራሕ ዘይብሎም...
ፊንላንድ ን ሽወደን ብምቕዳም ኣባል ኔቶ ክትከውን ልዑል ተኽእሎታት ከም ዘሎ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪተርሰን ትማል...