ኣብዚ ዊንተር፥ ክብረወሰን ዝሰበረ ሃድን እኳ እንተተገብረ፡ ቊጽሪ ተዃሉ ሽወደን ሕጂ’ውን ናብ ደቡብ ገጹ የስፋሕፍሕ ምህላዉ ተፈሊጡ።...
ዜና
ኣብ ዝሓለፋ ሒደት መዓልታት፥ ኣብ መንጎ ውድባት ኣስራሕቲን ማሕበራት ንግድ ሰራሕተኛታትን ብርክት ዝበሉ ዓበይቲ ናይ ሓባር ስምምዓት...
“በዓልመዚ ምምርማር ሓደጋታት ሽወደን”፥ ካብ ዝመጽእ ግንቦት 2023 ኣትሒዙ ኣብ ዝጠሓለት መርከብ ኤም ኤስ ኤስቶንያ ተወሳኺ መርመራታት...
ከም ኲለን ሃገራት፥ ሽወደን እውን ብምኽንያት ምልዋጥ ክሊማ ዝስዕብ ጫፍ ዝወጸ ኲነታት ኣየር ብኸመይ ከም እትምክት ተመኲሮ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሽወደን፥ ኣብ ልዕሊ ፖለቲከኛ ሰልፊ ዴሞክራሲ ዝተበየነ ክሲ ሰሪዝዎ። እዚ ፖለቲከኛ ን ሓደ ህዝቢ...
ዲጂታላዊ ናይ ኦንላይን መልእኽቲታት ንምክትታል ብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ዝወጸ እማመ ብ መንግስቲ ሽወደን ደገፍ ረኺቡ። እዚ እማመ፥...
ጋዜጠኛ “ዎል ስትሪት ጆርናል” ኢቫን ገርሽኮቪች ብስለያ ተኸሲሱ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ። ምኲርን ዜናታት ሩስያ ዝጽብጽብን ገርሽኮቪች፡...
ወነንቲ ብርኪ፥ ን ቦርድ ኲባንያ ኤሪክሰን ካብ ተሓታትነት ምውጻእ ዝብል ሓሳብ ሎሚ’ውን ንተኸታታሊ ካልኣይ ዓመት ተቓዊሞሞ። እዚ...
ዝሓለፈ ዓመት፥ ኣብ ሽወደን 116 ዝኾኑ ንሞት ምኽንያት ዝኾኑ ጎነጻዊ መጥቃዕቲታት ከም እተኻየዱ፥ ካብ ሃገራዊ ቆንስል ምክልኻል...