ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 82% ወሰኽ ክራይ ሽወደን ምዝዛሙን፡ ኣብዚ ዓመት ዘሎ ወሰኽ ብማእከላይ ገምጋም ከባቢ 4.2%...
ዜና
ኖርወይ ዘዋሪ ፕረሲደንትነት “ቆንስል ኣርክቲክ” ዝሓለፈ ሓሙስ ካብ ሩስያ ተረኪባ። “ቆንስል ኣርክቲክ” ሸሞንተ ሃገራት ዝኣባላቱ በይነ-መንግስታዊ...
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ዝፈጸመቶ ቅሉዕ ወራር ከቢድ ዋጋ ከኽፍላ እዩ ክብል ቀ/ሚ ሪሺ ሱናክ ገሊጹ። ኣብ...
ብሪጣንያ ማዕከን ዕቃበ ጫካ ኣማዞን ንምስሳን ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ን ብራዚል ተመባጺዓ። ሓድሽ መራሒ ብራዚል...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ዝቕጽል ፕረሲደንት እታ ሃገር ክኸውን ሰፊሕ ህዝባዊ ደገፍ ከም ዘለዎ ተፈሊጡ።...
ብብሕቲ ኣብ ዝውነን ኲባንያ ክንክን “ሁማና” ዝሰርሑ ዝነበሩ ሰባት፥ ኣብ ጒዳይ ውልቃዊ ሓገዝ ዓሎቕ ይፍጸም ምህላዉ መተሓሳሰቢ...
ዝበዝሑ ኮተቴ ተመሃሮ፥ ኣብ ክላስ ብዙሕ ወጥሪ ይስምዕም ምህላዉ፡ ናይ ትምህርቲ ግዜ ጨሪሶም ይሕጎስሉ ዘይምህላዎም ኣመልኪቶም ጥርዓን...
መኽሰብ ናይተን ብመንግስቲ ዝውነና ኲባንያታት ሽወደን፡ ኣብዚ ርብዒ ዓመት ብ 10% ምዕባዩ ተፈሊጡ። ብድምር እዘን ኲበንያታት 25.5...
መንግስቲ፥ ነቲ ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ሽወደን ብንፋስ ጸዓት ዘፍርያ ተርባይነት ክህነጻ ዝብል ውጥን ደጊፉ። እዘን ካብ ቫልበር...
ቆልዑ ኣዝዮም ዝፈትዉዎ “ስናፕቻት” ዝተባህለ ኣፕ፥ “ቻትቦት” ዝተባህለ ካልእ ተወሳኺ ኣፕ ምድላዉ ተገሊጹ። እዚ ኣፕ ብ መንገዲ...