ኣብ ሽወደን ቀዋሚ ፍቓድ መንበሪ ንምርካብ፡ ኣመልከትቲ ቅኑዕ መልሲ ምምራጽ (ማልቲፕል ቾይስ)፥ ናይ ምስማዕ ብቕዓት ከምኡ’ውን ብዛዕባ...
ዜና
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፥ ልዕሊ 90ሽሕ ዜጋታት ኣፍጋኒስታን ኣብ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ሕቶ ዕቚባ ምእታዎም፥ “ቢሮ ቆጸራ- ህዝቢ...
ኣብ ኣባይቲ መናበዪ ከምኡ’ውን ኣባይቲ ክንክን ዝርከቡ ቆልዑ ብዙሕ እዋን ካብ ሓደ ኢድ ናብ ካልእ ክዛወሩ ምርኣይ...
ብርክት ዝበላ ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ፥ ኮተቴ ናብ ጒጅለታት ገበን ከይጽንበሩ ንምግባር ዝዓለመ ጻዕርታት የካይዳ ምህላወን ተፈሊጡ።...
መንግስቲ ቼክ ሪፓብሊክ ካብ ሽወደናዊ መፍረ ኣጽዋር “ቢኤኢ ሲስተምስ ሃግሉንድስ” 240 CV90 ዝዓይነተን ናይ ኲናት ተሽከርከርቲ ክትሽምት...
ሩስያ ሓሙሽተ ሽወደናውያን ዲፕሎማሰኛታት ክትሰጒግ ምዃና ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሓቢሩ። ሰብመዚ ሩስያ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፥...
ቤት ፍርዲ ስቭያ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ብ ከቢድ ወንጀል ስለያ ተኸሲሱ ጒዳዩ ክረአ ዝጸንሐ ፐይማን ኪያ...
ኣብ ስካነ፥ ጉትላንድ፡ ከምኡ’ውን ክፋላት ደቡባዊን ማእከላይን ሽወደን ባርዕ ጫካ ክኽሰት ከም ዝኽእል “ኣገልግሎት ክሊማ ሽወደን”...
ቅድሚ 25 ዓመታት ምስ ዝነበረ ብምውድዳር፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሽወደን ዝወሓደ መጻወቲ ቆልዑ ምምሕዳር ከተማ ምህላዉ...