ምስ ዝውታረ ስርዓተ ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ፡ ማዕረ ማዕሬኡ ኣሉታዊ ጥዕናዊ ሳዕቤናት ይረኣዩ ምህላዎም ተገሊጹ። ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝጥቀሙ ዝበዝሑ...
ዜና
ኤጀንሲ ምክልኻል ኣከባቢ ሽወደን ከምኡ’ውን ኤጀንሲ ምምሕዳር ማይን ማያዊ ኣከባቢን ብሃገር ደረጃ ኣጠቓላሊ ዝርዝር መስፋሕፋሕቲ (ወረርቲ) ፍጥረታት...
ደቀን በይነን ዘዕብያ ደቀንስትዮ፥ ብኣዝዩ ዝወሓደ ኣታዊ ይናበራ ምህላወን “ወኪል ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን “ፎርሻ’ክሪንካሳ” ን 2022 ኣመልኪቱ...
ዳርጋ ኣብ መላእ ሸወደን ብዝበሃል ደረጃ፥ ስግኣት ባርዕ ጫካ ልዑል፡ ኣዝዩ ልዑልን ክኽሰት ኣብ ጫፍ ዘሎን ተባሂሉ...
ሓምላይ ሰልፊ ኣብዚ ኣየት ኣብ ዝገብሮ ዓመታዊ ዋዕላኡ ዳግማይ ኣፈኛኡ ኮይኑ ክምረጽ ድሌት ከም ዘይብሉ ፐር...
ማሕበር ስራሕተኛታት መጓዓዝያ ሽወደን፥ ካብ ሰነ 28 ንደሓር ብዝተፈላለየ ደረጃታት ኣድማ ከካይድ ምዃኑ ኣጠንቂቑ። ብቐዳማይ ደረጃ፥ ሓደስቲ...
ላዕለዎት ስብመዚ ሽወደን ቱርክን ኔቶን፥ ብዛዕባ ሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ንምዝርራብ፥ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ከተማ ኣንካራ...
ኣብ ክንክን ጥዕና ሽወደን ዘሎ መስርዕ ሪጋ ንምሕጻር፥ ኣብ ዝሓለፋ ዓመታት ዝተፈላለየ ጻዕርታት እኳ እንተተገብረ፡ ብኣንጻሩ እቲ...
ሓደ ካብ ዕሉላት ቀተልቲ ሽወደን ፍርዲ ማእሰርቲ ናብ 41 ዓመታት ከም እተለወጠ ተፈሊጡ። ብመስረት ትማሊ ብ ወረዳ...