ካብ ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ዝረኽቡ ሰባት፥ ከም ሎሚ ጌሮም ውሒዶም ከም ዘይፈልጡ፥ ሓድሽ ኣሃዝ “ሃገራዊ...
ዜና
ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ኒውዚላንድ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ኲዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ፥ ሽወደን ን ጃፓን 2 ብ 1 ስዒራ...
ካብ ጀርመን ናብ ሩስያ ሚስጢራዊ ሓበሬታ ብምትሕልላፍ ዝተኸሰሰ በዓል ስልጣን መንግስቲ፥ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ። እቲ ሰብኣይ፥ ሕጊ...
ኣብ ልዕሊ ደቀባት ሳሚ ኣብ ገለ ክፋል ኖርወይ፡ ሽወደን፡ ፊንላንድን ሩስያን ዝዝርጋሕ ሰፊሕ መሬት ዝፍጸም ዘሎ...
ወቕታዊ ድግስ “ክሬይፊሽ” ሽወደን ጀሚሩ፡፡ ኣብ ምሉእ ወርሒ ነሓሰን መስከረምን ድማ ሽወደናውያን እናተኣከቡ ንባህላዊ ድግሳት 'ክራፍትስኪቫ' ብ...
ብቕድሚ ትማል ረቡዕ፥ ቤይሩት ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ሽወደን መጥቃዕቲ ነታጒ “ሞሎቶቭ ኮክቴል” ዝፈጸመ ሰብ፥ ክሃድም ከም ዝኸኣለ...
ናይ ዕረፍሪ ተቐማጦ ዘለዉወን ብርክት ዝበላ ምምሕዳራት ከተማ፡ ኣብዚ ሓጋይ ናይ ጥዕናን ድሕነትን ጉዳያት እንተተኸሲቱ፡ዓመት ምሉእ ኣብኡ...
ኣብ ሰሜናዊ ሽወደን ኣብ እትርከብ በራኽ መዘናግዒት ከተማ ኦረ ብ እምባታት ኣቢሉ ዝሓልፍ ሩባ ሱሳባከን፥ ብሰንኪ ርቱዕዝናብ...