ብምኽንያት ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ጽምብል ውድድር ደርፊ ዩሮቪዥን፥ ኣብ ማልሞ ክራይ ገዛ ወይ ኣፓርታማ ንሓደ ለይቲ...
ዜና
ዋና ጸሓፊት ማሕበር ጠበቓታት ሽወደን ሚያ ኤድዋል ኢንሱላንደር፡ ነቲ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ዘካየደቶ መርመራ ኣመልኪታ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ቶብያስ ቢልስትሮም ትማሊ ረቡዕ ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት፥ ኲነታት ከቢድ...
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝተወልዱ ሰባት ካብቶም ኣብ ሽወደን ዝተወልዱ ብዝያዳ ኣብ ቦታ ስራሕ ርኡይ ጸገማት የጋጥሞም ምህላዉ...
ሽወደን ድሕሪ 20 ዓመታት፥ ናብ ግጥም ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ክትበጽሕ ዝነበራ ሕልሚ ትማሊ ሰሉስ በርዒኑ...
ህጻናት ኣብ ጒዳይ ግዱድ ክንክን ርእይቶኦም ክስማዕ ሕጊ መሰል ዝህቦም እኳ እንተኾነ፥ ሬድዮ ሽወደን ዝመርመረቶም ንግዱድ ክንክን...
ፖሊስ ስቶክሆልም ነቲ ኣብ ማእከል ከተማ ስቶክሆልም ጥቓ ህንጻ ባይቶ ዝተረኽበ ሬሳ ኣመልኪቶም መርመራ የካይዱ’ለዉ። ጥቓ ህንጻ...
ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ ናብ ሽወደን ንዝገሹ ዜጋታቱ ኣመልኪቱ ዝጸንሐ ናይ ጒዕዞ ምኽሪ እኳ እንተቐየሮ፡ ኣገልግሎት...
ኣርባዕተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ሽወደን፡ ን ኣባል ሰልፊ ዴሞክራትና ከምኡ’ውን ኣቦ መንበር ኮሚተ ፍትሒ ባይቶ ሽወደን ሪቻርድ ጆምሾፍ...
ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን፥ ሃንደበት ዝኽሰት ጽንኩር መሸንቦባ ዝናብ ንምምካት፥ ክሳብ ክንደይ እዂል ምድላው ጌረን ኣለዋ ኣብ ዝብል...