“ዝኾነ ናብ ሃገሩ እተመልሰ ሓታቲ ዕቚባ ኣብ ሃገሩ መኣጐጒቲ ኣጋጢምዎ ናይ ዕቚባ መሰል ሓቲቱ ክበሃል ኣይኽእልን እዩ”...
ዜና
ቅድሚ 5 ዓመት ትሕቲ ዕደመ ከሎ ናብ ሽወደን ዝመጸ ወዲ 21 ዓመት ኤርትራዊ ዳኒኤል ተስፋዝጊ ተቀማጣይ መሪስታድ...
ቈርበትና ብኽልተ ቀጸላታት ዝቖመ’ዩ። ግዳማዊ (Epidermis)፡ ውሽጣዊ (Dermis) ተባሂሎም ድማ ይጽውዑ። ኣብ ግዜ ንእስነት ቈርበትና ልሙጽን ዝተወጠረን’ዩ።...
ሽወደናዊ ኤጀንሲ ቀረጽ ስካትቨርከት ከምኒ ዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብን ጒጅለኣዊ ራስያን ንዝመሰሉ ፋይናንሳዊ ገበናት ንምቊጽጻር ሓድሽ ኣገባብ ምብጋሱ...
መንግስቲ ንመምዘኒ ፈተናን መመያን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽ ከም ዝርከብ ሚኒስተር ትምህርቲ ሽወደን ኣና ኤክስትሮም ሓቢራ። በዚ...
ምንቊልቋል ዋጋ ክሮነርን ዋሕዲ ዘራእትን ንምንጋር ዋጋ ኣሕምልቲ ምኽንያት ኮይኑ ተባሂሉ። ብመሰረት ጸብጻባት ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ...
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 170 ስደተኛታት ሒዛ ን ኣስታት ዕስራ መዓልታ ክትጽበ ዝጸንሔት መርከብ ሎሚ ናብ ወደብ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ቦሪስ ጃንሰን ብሰኑይ ናብ ፕረሲደንት ቆንስል ኣውሮጳ ዳናልድ ታስክ ኣብ ዝጸሓፎ ደብዳበ ድሕሪ ምውጻእ...
ናብ ሽወደን ዝግበር ስደት ምንቊልቋሉ ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ሽወደን ገሊጹ። ኣብ መፋርቕ እዚ ዓመት ምስ ዓመተ 2018...
ብመስረት መጽሓፍ ዶክተር ኣለ ቡን ብምስታይ እዚ ዝስዕብ ጠቕምታት ከምዘለዎ ገሊጹ፣ 1 =ዕቤት ጨጉርና የቀላጥፍ። 2 =...