ማእከላይ ባንክ ሽወደን መጠን ወለድ በቲ ዝጸንሖ ማለት ( ኣሉታ 0.25 ሚእታዊት) ክሕጸርን ኣብ መወዳእታ ዓመት 2019...
ዜና
ካብ ቱርኪ ናብ ደሴታት ግሪኽን መሬት ኣውሮጳን ዝግበር ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣትሒዙ ብናህሪ ክውስኽ ከም...
ሎሚ ሰሉስ ንጉስ ካርል ጉስታፍ XVI ሎሚ ሰሉስ 10 መስከረም ኩሎም ኣባላት ንጉሳዊ ቤተሰብን 349 ኣባላት ፓርላማ...
ናይ መኽፈሊ ካርድ ሓድሽ ሕጊ ብካርድ ምኽፋል ዝያዳ ውሕስነት፡ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ ብምባል ሓድሽ ሕጊ ይተኣታቶ። ግና ብዙሓት...
ኣብዚ ሕጂ እዋን ሚኒስትሪ ንግዲ ሽወደን ኮይና ትሰርሕ ዘላ ኣነ ሊንድይ ተካኢት ዝሓለፈ ሰሙን ብወለንትኣ ካብ ቀዳምይ...
ብመሰረት መጽናዕቲ ጋዜጣ DN ብዝሒ መጥቃዕትታትን ምፍርራሕን ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ኣብዚ ሓሙሽተ ዓመታት ብ 35 ሚእታዊት...
ብርክት ዝበላ ኲባንያትት ሰባት ኣብ ኢንተርነት እንታይ ይገብሩ ኣብ ዝብል ጒዳይ ሓበሬታ ይእክባ ምህላወን ተገሊጹ። እዚ ጒዳይ...
ናብ ውድድር ዋንጫ ኤውሮፓ 2020 ንምሕላፍ ኣብ ሞንጎ ሽወደንን ነርወይን ኣብ ሜዳ ፍሬንድ ኣሬና ስቶኮልም ዝተኻየደ ውድድር...
ካብ ዓሰርተ ሽወደናውያን እቶም ኣርባዕተ ኣብ ክረምታዊ ዕረፍቶም መዓልታዊ ኣልኮላዊ መስተ ይሰትዩ ምህላዎም ሓደ መጽናዕታዊ ዳህሳስ ሽወደን...
ሓደ ካብቶም ፍሉጣት ዝኾነን ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ገበናት ዝተጣበቀን ኣዝዩ ንፍዕ ምንባሩ ዝተኣመነሉ ጠበቓ ሎሚ ንግሆ ናብ...