ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብጠያይት ተወቒዖም ናብ ሆስፒታል ዝመጹ ሰባት ቊጽሮም ብ 20 ሚእታዊት ምውሳኹ ቆንስል ማሕበራዊ ኣገልግሎታት...
ዜና
ካብ ሓድሽ ዓመት ጀሚሩ ብመንገዲ ፖስታ ዝላእኹ ናይ ውሽጢ ሃገር መልእኽትታት ሚዛኖም ካብ 50 ግራምን ልዕሊኡን ንዝኾኑ...
ብመሰረት ሕጋዊ ኣማኻሪ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ናይ ዕቚባ ሕቶኦም ውዱቕ ዝኾነ ዜጋታት ሶርያ ናብ ሃገሮም ብምብራር ሽወደን ፋልመይቲ...
ጸብጻባት ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ከምዝሕብርዎ ውርጪ ዝተሓወሶ ዝሑል ኩነታት ኣየር ካብ እምባታት ዝዓብለሎም ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ናብ...
ኣውሮጳዊ መጋባእያ ፍትሒ መሰል ሰራሕተኛ ንምክልኻል ኣብ መዓልቲ ካብን ናብን ስራሕ ዝጠፍእ ግዜ ቀሚሩ ተባሂሉ። እቲ ቤትፍርዲ...
እዚ ፉኖቪያ ዝተባህለ ናይ መንበሪ ኣባይቲ ዝውንን ጀርመናዊ ኲባንያ ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ዝዓበዩ ናይ ሪልእስቴት ብርኪታት ሄምፕላ...
ርእሰ ከተማ ቻይና በይጂንግ መስከረም 30 ሓድሽ መዓርፎ ነፈርቲ ከተመርቕ እያ። እዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ዝተባህለሉ መዓርፎ...
ጥዕናዊ ኣገልግሎት ሽወደን ኣብ ጽቡቕ ኲነታት እኳ እንተሃለወ ገለ ምምሕድራት ግና ዓመታዊ ክሳብ 7 ቢልዮን ክሮና ዝግመት...
ሰበ መዚ ዓዲ እንግሊዝ ን23 ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝኣትዉ ስደተኛታተ ዘሳልጡ ሰባት ኣብ ትሕቲ...
ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራትስ ምምሕዳር ከተማ ሶልቭስበርግ ኣብያተ ንባብ እታ ከተማ ብሽወደን ዘይተጻሕፉ መጻሕፍቲ ምምጻእ ብዛዕባ ምቊራጽ ክመክር...