ጋዜጣ ስቨንስካ ዳግብላዴት ን ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ብምጥቃስ ከም ዝሓበረቶ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ብገበናውያን ጒጅለታት...
ዜና
ኣብ መጀመርታ እዚ ሰሙን ቱርኪ ሰሜን ሶርያ ምጥቅዓን እዚ ድማ ዳግማይ ኲናት ምስዋሩን ብምምልካት ሃገራት ንቱርኪ ዝገብርኦ...
መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ሃገሩ ዘሎ መጠን ገበን ከጒድል ድሌት ከም ዘለዎ ገሊጹ። ገበን ንምዕጋት ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ሓደስቲ...
ብርክት ዝበላ ማእከላት ጥዕና ሽወደን ሕጽረት መሳለጥያ ክንክን ጥዕና ከም ዘለወን ጸብጻብ ተሌቪዥን ሽወደን ኣመልኪቱ። ማእከላት ክንክን...
ንሓደ ሰብ ‘ዕዉት ሰብ’ እዩ ፥ ክንብል ከለና ከመይን እንታይን ማለትና እዩ? እቲ መልሲ ከከም ርድኢት ሰባት...
ኣፈኛ ፖሊሲ ምውህሃድ ስደተኛታት ዲሞክራትስ ሽወደን ዝኾነ ሄንሪክ ፈንግ ሓደ ሶርያዊ ኣብ ሶርያ ከዕርፍ ብምኻዱ ናይ መንበሪ...
ብመሰረት TNS ዘካይዶ ዳህሳስ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ቊጠባ ሽወደን ትጽቢታት ዝቕባበ ምጒዳል ኣርእዩ ኣሎ። ካብ ብርክት...
ከም በዓል ፋጆሊ ዝኣመሰሉ ጥረታት ቅድሚ ምኽሻኖም ብግቡእ ኣብ ማይ ክእለኹ ከም ዘለዎም ናይ ሽወደን ሃገራዊ ወኪል...
ኣብ ታሪክ ማራቶን ንመጀመርያ ግዜ ትሕቲ ክልተ ሰዓት ብምእታው ኬንያዊ ኢነዮስ ቻሌንጅ 1:59 ታሪክ ሰሪሑ።ኬንያዊ ኢልዩድ ኪፕቾገ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ዋጋ ኣባይቲ ምስ ናይ ዝሓለፋ ኣዋርሕ ብምንጽጻር ብ 3 ሚእታዊት ምዕባዩ ተገሊጹ። ካብ...