ኣብ ብመጽሔት ዳገንስ ሳምሄለ (Dagens Samhälle) ኣብ ዝተገብረ ዳህሳስ፡ ልዕሊ ፍርቂ ሓለፍቲ ምምሕዳራት ሽወደን ነቲ ሕጊ ኢሚግሬሽን...
ዜና
ኣንበሳ ንጉስ እንስሳታት ኢዩ ይብሃል። ስለምንታይ ኢዩ ንጉስ እንስሳታት ተባሂሉ ኺጽዋዕ ዝኸኣለ? 1 ካብ ኩሎም እንስሳታት ዝሓየለ...
ሎሚ ካብ ዝካየዱ ጸወታታት ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ፡ ማን ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ኢትሓድ ምስ ቸልሲ እተካይዶ ብኣጋኡ ኣቓልቦ...
ሰልፊ ስቫርያዲሞክራት ብብዝሒ ህዝቢ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ከምዝርከብ ሓድሽ ቅየሳ ርእይቶ ይሕብር። ብ21.5% ተሓጊዙ ሰልፊ ስቫርያዲሞክራት ናብ...
ብፖሊስ ዝድለ ዝነበረ ሰብ ኣብ ኦብሳላ ዝርከብ ጨንፈር ናይ ኢክያ ናይ መደቀሲ ዓራውቲ መርኣይ ክፍሊ ተሓቢኡ ከምዝተረኽበ...
መንግስቲ ሽወደን ነተን ናይ ሃገር ሕጋውያን መንግስታውያን ትካላት፡ እቶም ሓለዋ ጸጥታ ከም ተሓጋገዝቲ ፖሊስ ኮይኖም ዚሰርሑሉ ሕግታት...
በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ንጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣብ ሽወደን ብዛዕባ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናይ ሓሶትን ዝተጋነነን ጸብጻብ...
ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኣኽበርቲ ሕጊ ኣብ ልዕሊ መስራቲ መርበብ ሓበሬታ ዊኪሊክስ ዝዀነ ጁሊያን ኣሳንጅ ኣብ 2010 ዝመስረቱዎ...
ናይ ሽወደን ኣካያዲ ስራሕ፡ የንስ ሀንሪክሶን፡ እቲ ባንክ ነቲ ብኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሩስያ እተነብረ ማዕቀብ ከም ዘይገሃሶ...
ብመስረት ጸብጻብ ክፍሊ ኢመግረሽን ኣብዛ ዓመት ስጋብ ሕጂ ኣስታት 71 709 ሰባት ናይ ሽወደን ዘግነት ንምርካብ ከምዘመልከቱ ሓቢሩ።...