መብዛሕትአን ዞባታት ሽወደን ንኣዝማድ ነፍሰ-ቕትለት ዝፍጽሙ ሰባት ደገፍ ናይ ምሃብ ልምዲ ከም ዘይብለን ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን...
ዜና
ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ጫካ ሞይቶም ዝተረኽቡ ክልተ ደቂ 14 ዓመት ኮተቴ፥ ምስ...
ማርያ ሚንዳማር ሓዳስ ዋና ዳይረክተር ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ብምዃን፡ ነቲ ውዕሉ ብመንግስቲ ዘይተናውሐ ሚካኤል ሪበንቪክ ክትትክኦ እያ። ናይ...
ምስ ግብረሽበራዊ ውድብ ኣልቃዒዳ ምትእስሳር ዘለዎ ጉጅለ፡ ኣብ ልዕሊ ሽወደን መጥቃዕቲ ግብረሽበራ ክካየድ ይጽውዕ ኣሎ። እቲ ምፍርራሕ...
ማሕበራዊ መራኸቢ ቲክቶክ፡ ዓማዊል ቊርኣን ንዘቃጸለ ሳልዋን ሞሚካ ገንዘብ ከወፍዩ ዘኽእሎም “ፊቸራት” ካብ ንጥፈት ወጻኢ ምግባሩ ገሊጹ።...
ንሩስያ ወኪሉ ኣብ ከቢድ ዘይሕጋዊ ስለያዊ ጥፈታት ተዋፊሩ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ሰብ ትማሊ ንግሆ ብወግዒ ተኸሲሱ። እዚ ኣብ...
መንግስቲ ዝቕጽል ወርሒ ኣብ ዝምደብ በጀት 40 ቢልዮን ክሮና ንዝግመት ሓድሽ ወጻኢታት ቦታ ክኸፍት ምዃኑ ገሊጹ። ኣባል...
ኣብ ሱንድስቫል፡ ቬስተርኖርላንድ፡ ኮኬይን ገዚኦም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣማኢት ሰባት ዝሓዘ ዝርዝር ኣስማት፡ ኣብታ ከተማ ዓብዪ ስንባደ ፈጢሩ።...
መንገዲ ኣየር ፊንላንድ–ፊነየር–ኣብ 2022 ንመገሻ ኣየር ካብ ዝተገብረ ሕድገት ግብሪ ኣስታት 475 ሚልዮን ዩሮ መኽሰብ ምርካቡ፥ ኣብ...
ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ክሳብ 2030 ምጥቃም ጸረ-ባልዕ ብፍርቂ ክንኪ ክብል ብ ኮሚሽን ኤውሮጳ ዝቐረበ እማመ፥ ኣብ ሓረስቶት...