ኩባንያ መፍረ ኣውቶቡሳት ቮልቮ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ 157 ኣውቶቡሳት ንምስራሕ ምስ ኣህጉራዊት ኩባንያ Transdev ውዕል ከቲማ። እዚ ውዕል...
ዜና
መንግስቲ ሽወደን ምስታ፡ ንተደጋጋሚ ገበናት ትራፊክ ክሳብ 5 ዓመታት ዘእስር መቕጻዕቲ ክብየነሎም ዝብል ሓድሽ እማመ፡ ንኽትምርምር ዘቖመት...
ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 7 ሽሕ ዝኾኑ ሓተትቲ ዕቚባ ብወለንትኦን ንዓዶም ምምላሶም ኤጀንሲ ስደተኛታት ብትዊተር ኣቢሉ ኣብ ዝለኣኾ...
SCB ኣብ ዘውጾ ን ውደት (integration) ዝምልከት ጸብጻብ ከም ዘስፈሮ ኣብ ሽወደን ትሕቲ 10 ዓመት ዝተቀመጡን ካብ...
ብመሰረት ስታቲስቲካዊ፡መጽናዕቲታት ፓስፖርቲታት ዓለም ፓስፖርት ሽወደን ራብዓይ ዝበለጸ ደረጃ ሒዙ’ሎ። እዚ ምደባ ከምኒ ድረጃ ቊጠባ፥ ሰብኣዊ ምዕባለ፥...
ሚኒስተር ፍትሒ ሽወደን ሞርጋን ዮሃንሰን ንኣገልግሎት ዜና ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ “ፍርሒ ሕነ ምፍዳይ ኣብ መስርሕ ምምስካር...
ኣብ ሽወደን ብዛዕባ ዜግነት ዝህሉ ሕግታት ይቀየሩዶ ኣይቀየሩ ኣብ ዝብል ጒዳይ ክትዓት ይካየዱ ምህላዎም ተፈሊጡ። እዚ ዝበሃል...
እዚ ብመሰረት ስምምዕ ጥሪ ዝፍለጥ ናይ ምትሕብባር ውዕል ቀጽሪ ሓምላይ ኽመርን ክልተ ተቓወምቲ ሰልፊታት ሽወደንን እዩ ተፈጺሙ።...
ኣብ ሽወደን ብተደጋጋሚ ንዘጋጥም ዘሎ ምድንጓይ ናይ ምድሪ ባቡር ምንቅስቓስ ኣመልኪቱ ናይ ነዊሕ ዝጠመተ ምፍትሒ ትልሚ ንኽገብር...
መንግስቲ ደንማርክ ንሓደ ናይ ቱርኪ ዜግነት እውን ዝነበሮ ኣብ ዳዕሽ ኣባል ዝነበረ ደንማርካዊ ዜጋ ፓስፖርትኡ ኣሕዲጋቶ። እዚ...