ወዲ 38 ዓመት ሽወደናዊ ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ናይ ሰሪ ኣ ዓዲ ጥልያን ምስ ክለብ ኤሲሚላን ክጻወት ከምተሰማምዔ ሮይተር...
ዜና
እዚ ብቐደሙ እዉን ተሪር መስርሕን ቅድመ ኩነትን ዝሓትት ምዉጻእ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ሽወደን፣ዝያዳ ከምዘትርር ዝንገረሉ ዘሎ ሓድሽ...
ሚኒስተር ዕዮ ኤቫ ኖርድማርክ ኩሉ ጻዕርታታ ነቲ ቤትጽሕፈት ዕዮ ንምጽጋን ከም እትገብሮ ሓቢራ። ንሳ ነቲ ናይ ዕዮ...
ክፍሊ መጓዓዝያ ካብ ምጅማር ዝቕጽል ዓመት ጀሚሩ ነዚ ምውሳኽ ዋጋ ኣብ ጽርግያታት እዛ ከተማ ክትግብሮ ምዃኑን ምስ...
ሚኒስተር ዕዮ ኢቫ ኖርድማርክ ንቤት ጽሕፈት ዕዮ ንምሕጋዝ ቅርብቲ ሙኻና ትሕብር። ካብቶም ኪትገብሮም ቃል ዝኣተወትሎም ድማ፡ ቤት...
ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ዝርከብ ሓደ ቤትጽሕፈት መንግስቲ ሽወደን ንኻልኣይ ግዜኡ ከም እተራሰየ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ጸብጺባ። ካብ ማዕከን...
ኖርወጅያዊት መገዲ ኣየር ዝሓለፈ ሮቡዕ ንግሆ ብምኽንያት ትሑት ኣታዊታት ነተን ካብ ደንማርክን ሽወደንን ዚለዓላ ነዊሕ ዚበራ ነፈርታ...
፡ሊበራላውያን ንማእከላውያን፥ ዓቃባውያን፡ ክርስትያንን ሽወደናውያን ዴሞክራትን ብምጽንባር ብስራሕ ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ስደተኛታት ስድራኦም ምስኦም ክጥርነፉ ንዝብል ሓሳብ...
ገዛ ክራይ ኣባይቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆሎም ብስምካ ንምርካብ ብገምጋም ኣስታት 10 ዓመት መስርዕ ምጽባይ የድልይ። ኣብቲ ማእከል...