መራሒ መዶራትና ክሪስተርሰን ምስ ሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ብምርኻቡ ሉፈን ወቒስዎ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ ኣኼባ ሓላፊ ዓቃባዊ...
ዜና
ሕጂ ዘሎ ቊጽሪ ህዝቢ ስቶክሆልም 2.4 ሚልዮን ምዃኑን ኣብ ዝመጽእ ዕስራ ዓመት ናብ 3 ሚልዮን ክብ ክብል...
መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ንነዊሕ ግዜ ምስ መርሕቲ ናይ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ክነጽግዎ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ግን መራሒ...
ናብ ሎሚ ለይቲ ኣብ ዘውግሔ ኣብ ከተማ ኖርሾፒንግ ኣብ ጎደና ስሎትስ ጋታን ብዘጋጥመ ቶክሲ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱ...
ኣብ መንጐ ሃገራት OECD ውጽኢት ተመሃሮ ሽወደን ካብ ናይ ዝሓለፈ ዝሓሸ ከም ዝኾነ ተገሊጹ። ይዂን’በር ኣብ መንጐ...
ሰልፊ ስቫርያ ዴሞክራት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ሽውደን ዘሎ ጽሬት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ዘኽእል እማመ ኣቕሪቡ ተባሂሉ። እዚ እማመ...
ብመሰረት ስታቲስቲክስ ኲባንያ ፖስት ሽወደን ፖስትኖርድ ኣብዚ ዓመት ዕዳጋ ጸሊም ዓርቢ (black Friday) ብ 7.1 ቢልዮን ክሮነር...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝመጽእ ሰመኑ ሽልማት ኖበል ንምቕባል ናብ ነርወይ ኣብ ዝመጽእሉ ግዜ ዝኾነ...
እቲ ኣብ ዮተቦሪ ንግሆ ምድሪ ብፖሊስ ኣብ ገዝኡ እተታሕዘ ሰብ፡ ምስቶም ናይ ሃገረ እስልምና ኣሸበርቲ ጉጅለ ምትእስሳር...
ካብቶም 349 ኣባላት ባይቶ እቶም 299 ነቲ ሓድሽ ሕጊ ብምድጋፍ ነዚ ነዊሕ ግዜ ዝገበረ ሕቶ ኣብዚ ግዜ...