ቊጽረን እናበዝሓ ዝኸዳ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ናይ ብረት መጥቃዕቲን ካልእን ጎነጽ ንምክልኻል ዘኽእለን ኣገባብ ስልጠና ሰራሕተኛታት የተኣታትዋ...
ዜና
ኣብ ሓደ ካብ ኣዝዮም ብጽኑዕ ዝበሃሉ ኣብያተ ማእሰርቲ ሽወደን ብሰንኪ ጻዕቂ ኣብ መንጐ እሱራት ግርጭት የጋጥም ምህላዉ...
ሽወደን ሓድሽ ዓመት ንምጽንባል ሙዚቃዊ ርችት ንምፍናውን ትዳሎ ኣላ ተባሂሉ። ናይ ሎም ዓመት ጽንብል ካብ ናይ ዓሚ...
ኣገልግሎት ተለቪዝዮን ሽወደን TV4 ብሰንኪ ምስ ወሃቢ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዝኾነ Com Hem ዘይምስምማዓ ካብ ትማሊ ምሸት ሰዓት...
ብዓይነቱ ናይ መጀመሪያ ምዃኑ ዝተነግረሉ ኣብ ትሕቲ ዞባዊ ምምሕዳራት ተቖጺሮም ዝሰርሑ ኣኽበርቲ ስርዓት ማለት ordning vakt ኣብ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ቱርኪ ምስ ዳዕሽ ርክብ ኔርኩም ንዝበለቶም 11 ዜጋታት ፈረንሳ ካብ ሃገራ ምስጓጓ ሎሚ ኣፍሊጣ።...
ዲሞስኮፕ ፋውንዴሽን ዝተባህለ ትካል ብመሰረት ዝገበሮ ሓድሽ ዳህሳስ ሰልፊ ስቫርያ ደሞክራት ኣብ ሽወደን እቲ ዝዓበየ ሰልፊ እዩ...
ደቡብ ኣፍሪቓዊት ዞዚቢኒ ትንዚ ናይ ሎሚ ዓመት ተዓዋቲት ”ሚስ ስፔስ” ብሙዃን ናይ ክብሪ ዘውዲ ደፊኣ። ዞዚቢኒ ትንዚ...
ቱሰ ቺሳ ኣብ ናይ መወዳእታ ውድድር ዝበዝሐ ድምጺ ብምርካብ ተዓዋቲ ኣይዶል ሽወደን ኮይኑ። እዚ ን ኣስታት 8...
ሽወደን ሎሚ ዓመት ብ መንገዲ ኤርትራዊ መበቖል ዘልዎ ሮበል ፍሳሃ ኣብ ውድድር ቻምፒዮን ጉያ መሮር ሃገራት ኤውሮጳ...